Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ትምህርቲ ኢጋድ ዝዝቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ ኢጋድ ዝዝቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣሳታፊ፣ ተበፃሕን ፅርየት ዘለዎን ትምህርቲ፥ ስደተኛታት፣ ካብ ስደት ተመለስቲን ስደተኛታት ብምቕባል ዘተኣናግዱን ማሕበረሰባት ዝርከብሉ ምቹው ኩነታት መፍጣርን እቲ ኩነታት…

ብብርኪ ፌዴራል ዝተኻየዱ ስራሕቲ ሪፎርም ሕጊ ናብ ክልል ዝወርድሉ ኩነታት ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ፌዴራል ዝተኻየዱ ስራሕቲ ሪፎርም ሕጊ ናብ ክልል ዝወርድሉ ኩነታት ኣብ ከተማ ባህርዳር ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ስነ ስርዓት ምምሕዳር ፌዴራል ኣዋጅ ሓዊሱ ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም ዝተረኸቡ ተመክሮታት ንኩለን ክልላት ናይ ምክፋል ስራሕ…

ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ዜጋታ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ዜጋታ ሓገዝ ተገይሩ። ድጋፉን ዓለም አቀፉ ቀይ መስቀል ኮሚቴ ከኢትዮጵያ ቀይ መስቀል ማህበር ጋር በመሆን ለ9 ሺህ ዜጎች ነው ያደረገው እቲ ሓገዝ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ምስ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስሩዕ ጉባኤኡ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ከምዝጀመረ ካብ ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ! እዋናዊ…

ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስሜል ኦማር ጌሌ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም። እቶም ፕሬዚዳን ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ…

ሓወይ ኢስማኤል ኦመር ጌሌ ናብ ካልአይቲ ሃገሮም እንኳዕ ብደሓን መፅኡ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሓወይ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ጅቡቲ ኢስማኤል ኦመር ጌሌ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ መዓልቲታት ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ውፅኢታዊ ዘተ ከምንገብር እምነተይ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጌሌ ዕላዊ ዑደት…

ሃገር ለኸ ፓርላማ ህጻናት ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ መልክዕ ዝተወደበ ሃገር ለኸ ፓርላማ ህጻናት ተመስሪቱ። እቲ ርላማ ቅድሚ ሕዚ ፖዴል ፓርላማ ህፃናት ተጣይሹ ዝነበረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ጥንኩር ውዳበ ፈጢሩ ብሓዱሽ መልክዑ ተጣይሹ ተባሂሉ፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ…

ምጉታት ህንፀት ፕሮጀክታት ማይ የትርፍ ኢዩ ዝተብሃለሉ ሶፍትዌር ማዕቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንፀት ፕሮጀክታት ማይ ዝረአ ፀገም ፅፈትን ምጉታትን ንምትራፍ ዘኽእሉ ሶፍትዌራት ምምዕባሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ማይን ኢነርጂን ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ፥ እቶም ሶፍትዌራት ኣብ ህንፀት ፕሮጀክታት ማይ ዝረአ…

ደበና ናይ ምምዕባል ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ብድርቂ ተጎዲኦም ፅነሑ ከባቢታት ቦረናን ኮንሶን ካብ ማእኸላይ ክሳብ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደበና ናይ ምምዕባል ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ስሩዕ ዝናብ ብዘይምርካቦም ብድርቂ ተጎዲኦም ፅነሑ ከባቢታት ቦረናን ኮንሶን ካብ ማእኸላይ ክሳብ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ረኺቦም። ካብ ዝሓለፈ ረቡዕ ጀሚሩ ኣብቶም ከባቢታት ደበና ናይ ምምዕባል ስራሕ…

“ዕዳጋ ሰንበት ኣዲስ ኣበባ ተጠናኺሩ ቀፂሉ” – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ሰንበት ኣዲስ ኣበባ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ካብ ዝጅመር ኣዋርሕ ዘቑፀረ ዕዳጋ ሰንበት ኣዲስ ኣበባ፥ ኣፍረይቲን ዓደግቲን ብቐጥታ ብምርኻብ ኣብታ ከተማ ምኽባር ናብራ ንምቅላልን ስርዓት ዕድጊትን…