Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ተግበርቲ እኩይ ሽርሒ ህወሓት ኣብ ጥቓኹም ኣለዉ፣ ኩላትና ነቃልዕ!

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማታት ኣልባሳት ፌዴራል ፖሊስ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ዝተፈላለዩ ሓይሊታት ፀፅታን ሰፍዮም ንህወሓትን ደገፍቲ ሸኔን ኣብ ምድላው ዘለዉ ተሃዲኖም ይተሓዙ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ኣብ ሰሜን ወሎን ተመሳሰልቲ ቦታታትን…

ንኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ መብርሂ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስን ሂቦምዎም።…

ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ገለፃ ተገይሩ። እቲ ገለፃ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኢብራሂም ዑስማንን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል…

መሓውርን ኣወዳድባ እዚ መምርሒ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ

መምርሒ ህፁፅ ግዜ 5 /2014 ቁፅሪ 1/2014 “ኣብ ልዕሊ ህልውናን ሉእላውነትን ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ 5/2014” ፣ ዓንቀፅ 7 (1) ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፣ ንቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦርን ተፀዋዒ ዝኾነ ብላዕለዋይ ኢታማዦር…

ፓርቲ ብልፅና ክልል ሃረሪ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ሓፈሻዊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘቲዩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበሉዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህሓትን ሉኡኻቱን…

ሰማእታት 24 ጥቅምቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተሓሲቡ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተሰዉኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዕዚ ሰሜን ኣብ ደቡብ ሱዳን ቀፅሪ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተሓሲቡ ውዒሉ። እቲ ዝኽሪ ሰማእታት “ክብሪ ንኢትዮጵያ ክብሉ ንዝተሰውኡ ጀጋኑ” ብዝብል…

ኣብ ከተማ ጎንደር ንሰራዊት ስንቂ ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ንሰራዊት ስንቂ ምድላው ይግበር ኣሎ። ነበርቲን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ክፍለ ከተማታት ፋሲልን ጃንተከልን ደጀንነቶም ንምውፃእ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ፋኖን ሚሊሻን ናይ ደረቕ ራሽን ምድላው ይግበር…

ናይ መወዳእታ ታሪክ ባንዳታት መቓብር ኢዩ-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ናይ መወዳእታ ታሪክ ባንዳታት መቓብር ኢዩ ኢለን። ኣብ ታሪክ ኢትዮጵያ ምስዓር ኣይፍቀድን ዝበላ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ናይ መወዳእታ ታሪክ ባንዳታት መቓብር ኢዩ ክብላ ኣፍሊጠን። እተን…

ማእኸል መሰልጠኒ ናይ ፍሉይ ወፍሪታት ሓይሊ ኮማንዶታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ናይ ፍሉይ ወፍሪታት ሓይሊ ኮማንዶታት ንመበል 36 ግዘ ዘሰልጠኖም መሰረታዊ ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ። ፍልፍል፡- ፌስቡክ ገጽ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!…

ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንምስያም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንምስያም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። ነቲ መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፤ ኣይተ ለማ ተሰማ - ብኣካቢነት ወይዘሮ ወርቀሰሙ ማሞ - ብምክትል ኣካቢት ክመርሑዎ…