Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጂግጂጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ…
ልዑል ገንዘብ ታክስ ንኽተርፍ ብምግባር 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ብላዕ እናተቐበሉ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር እቶት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ሚኒስቴር እቶት ክፍፀሙ ዝነበሩ ገበን ግዕዝይና ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ዛሪቦም።
ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ናይ ሕሶት ደረሰይ ጥራሕ እናሸጡ ሃፍቲ ሃገር ናብ ጅበኦም ናእተዉ ዝነበሩ 63 ትካላት…
እዚ ምብራቕ ኣብ ውግእ ዝሐሸ ውፅኢት ንዘምፅኡን ፃንሒት እዋኖም ዝሸፈኑን ኣባላቱ ዕቤት መኣርግ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ኣብ ውግእ ዝሐሸ ውፅኢት ንዘምፅኡን ፃንሒት እዋኖም ዝሸፈኑን ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ዕቤት መኣርግ ሂቡ።
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝኸፈቶ ኲናት ብምውጋእን ኣዋጋእቲ ብምዃንን፣ ልዕሊ ፀላኢ ልዑል ክሳራ ክበፅሖ ዝገበሩን ፃንሒት…
ኣብ ህንፀት ግድብ መስኖ ዝተዋፈሩ ተቛረፅቲ ሲሚንቶ ብቐጥታ ካብ ፋብሪካ ንኽወስዱ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀታት ግድብ መስኖ እንተይተቆራረፁን ብቕልጡፍ ንኽዛዘሙን ተቛረፅቲ ሲሚንቶ ብቐጥታ ካብ ፋብሪካ ንኽወስዱ ምስ ኣፍረይቲ ኣብ ምርድዳእ ከምዝተበፅሐ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ።
ሚኒስትር ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ኣብ ቆላማ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝግበሩ ህንፀታት…
ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዘውፅኡ ቀረባት ምግቢን ኣፋውስን ናብ ትግራይ በፂሑ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዘውፅእ ቀረብ ምግቢን 128 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ኣፋውስን ናብ ትግራይ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ቀረብ ሓገዝ እታወት ሕክምና ብዝምልከት…
ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ናብ በረራ ንምምላስ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብረርቲን ካልኦት ሰራሕተኛታት እቲ መገዲ ኣየርን ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ናብ በረራ ንምምላስን ንዓማዊል ኣገልግሎት ንመሃብን ምድልዋት ከምዝኾኑ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
አቲ መገዲ ኣየር ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ዝተብሃለ ናይ…
ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዞባ ኪልበቲ ረሱ ኵናት ከምዝኸፈተ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ኣትዩ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ዝበፅሖ ስዕረት ንምክሕሓስ ሐዚ እውን ኣብ ዞባ ኪልበቲ ረሱ ኵናት ከምዝኸፈተ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መግለፂ÷…
መንገስቲ ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገስቲ ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ምትኩ ካሳ ገሊፆም።
ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ኣብ ደቡብን ደቡብ ምብራቕን ኢትዮጵያ ሰበኽ ሳግምን ቆላማ ከባቢታትን ዘጋጠመ…
ኣብ ምብራቕ ክልል ኦሮሚያ ወለጋ ብግብረ ራዕዲ ሸኔ ተዓፊኖም ዝነበሩ 6 ውልቀ ሰባት ንምልቃቕ ምንቅሳቓሳት እናተገበረ ከምዝርከብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሓሙሽተ ተማሃሮን ሓደ ድማ ብስራሕቲ ንግዲ ዝመሓደር ውልቀሰብ ወሲኹ 6 ውልቀ-ሰባት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዓፊኑ ከምዝነበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ደሕንነትን ጸፅታን ፌዴራል ኣፍሊጡ ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሻት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ፡፡…
ብኲናት ዝተጎድኡ ሰበኽ ሳግምን ሓረስቶትን መሊስኻ ንምጥያሽ ትልሚ ተታሒዙ ክሰራሕ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብኲናት ዝተጎድኡ ሰበኽ ሳግምን ሓረስቶትን መሊስኻ ንምጥያሽ ትልሚ ተታሒዙ ክሰራሕ ከምዝግባእ ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ ኣታሓሳሲቡ።
እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ኣግማል፣ ኣጣል፣ መድሓኒታት እንስሳ፣…