Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግንባር ንምውፋር ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ደባርቕ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግንባር ንምውፋር መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቦ ፃውዒት ስዒቡ ነበርቲ ደባርቕ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ብርሀኑ ጸጋዬ÷ ወራሪ ህወሓት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ መወዳእታ…

መናእሰይን ህዝብን ኦሮሞ ነቲ ጁንታ ንምቅባር ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ መናእሰይን ህዝብን ኦሮሞ ነቲ ጁንታ ንምቅባር ግደኦም ንክዋፅኡ ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሞ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ፈቃዱ ተሰማ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቶም መናእሰይ ምስ ካልኦት ኢትዮጵያውያን ብምዃን ብዝኸፈልዎ መስዋእቲ…

መናእሰይ ተወዲቦም ናብ ግንባር ብምኻድ ዓወት የመዝግቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እኩይ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነምፍሻል መናእሰይ ከተማ ደብረ ብርሃን ተወዲቦም ናብ ግንባር ብምኻድ ዓወት የመዝግቡ ከምዘለዉ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ካሉ ወንድሙ  ገሊፆም። እቶም መናእሰይ ብዘካየድዎ ቃልሲ ዝመፅአ ሃገራዊ ለውጢ ብግብረ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 100 መናእሰይ ጨፍጪፉ-ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 100 መናእሰይ ጨፍጪፉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ሸሊኹ ብምእታው ሎሚ ለይቲ ልዕሊ 100 መናእሰይ ኣሰሊፉ ከምዝጨፍጨፈ ኢዩ ገሊፁ። እቲ…

እዋኑ ብትኽክል ምርዳእን ንገዛእ ርእስኻ ህልውና ምድላውን ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ብትኽክል ምርዳእን ንገዛእ ርእስኻ ህልውና ምድላውን ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሐዚ እንርከበሉ ወድዓዊ ሓቂ ህዝብና ብማንነቱ ተፈሊዩ ንምጥፋእ ተሊሙ ምስ…

ዩኒቨርሲቲ ጅማ  ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ  ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ኣስታት 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ዝተፈላለየ ናውቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምግቢ ተንከፍ፣ ናውቲ ገዛ፣ ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢ፣ ኣልባሳትን ፍራሽን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ልዕሊ 18 ሜትሮ ዕምቆት ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኣይተ ደሳለኝ ንጉሴ፥ ኣብቲ ግድብ 1 ነጥቢ 5 ሜትሮ ክቢ ነቓዕ ብምህላዉ ማይ ናይ ምሉሓኽ ፀገም ኣጋጢሙዎ ነይሩ። ስለዝኾነ…

ካብ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዝተመሓላለፈ ህፁፅ ፃውዒት

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሪ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ይፍፅምን ህዝቢ ይቐትል፣ የዋርድ፣ ንብረቱ ይዘርፍ፣ እናዕነወን ኢትዮጵያ ንምፍራስ ናይ መወዳእታ ናይ ሞትን ሕውየትን ቃልሲ ይገብር ኣሎ። እዚ ንምምካት ብስሩዕ ሕጊ…

ኣብ ዞባ ፋፈን ብኩታ ገጠም ሕርሻ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይን ምሸላን ዑደት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፈን ብኩታ ገጠም ሕርሻ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይን ምሸላን ዑደት ተኻይዱ። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ዑስማንን ካልኦት ኣመራርሓታትን ተሳቲፎም፡፡…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማን ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይዶም። ኣብ ዑደቶም እውን ኣብ ማእኸላት ሲቲ ስካን፣ ማእኸል…