Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ዕቤት መኣርግን ሽልማትን ብደጀንነት ዝተሰለፈ ህዝቢ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጅግንነት ታሪኽ ንዝፈፀሙ ኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ዕቤት መኣርግን ሽልማትን ብደጀንነት ዝተሰለፈ ህዝቢ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ከምዝኾነ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም።
ናይ መወዳእታ ድፋዕ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ መዓልቲ ንባብ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ንባብ ባህልና ንግበር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ኦሮሚያ 4 ጥሪ መዓልቲ ንባብ ኮይኑ ይኽበር ኣሎ።
ድሕሪ ሕዚ ኣብቲ ክልል ወርሒ ኣብ ዝኣተወ ኣብ ራብዓይ መዓልቲ፥ መዓልቲ ንባብ ኮይና ክትውዕል ኢያ እውን ተባሂሉ፡፡
ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 5 ሺሕ ተገጣጠምቲ ኣባይቲ ክህነፁ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5 ሺሕ ተገጣጠምቲ ኣባይቲ ንምህናጽ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ።
ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት፥ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን ያሲን ውሃቢ ረቢ፣ ዋና…
ዩኒቨርሲቲ ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ስራሕቲ ፕሮጀክት ምርምርን መፅናዕቲን ንምስራሕ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ብሓባር ስራሕቲ ፕሮጀክት ምርምርን መፅናዕቲን ንምስራሕ ስምምዕነት ኮንትራት ተፈራሪሞም።
ክልቲኦም ሃገር በቆል ትካላት እዋኑ ዝሓቶ ወታደራዊ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብምጥቃም ንኢትዮጵያ ልዑል…
መራኸቢ ሬዲዮ ሓዊሱ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ሽጋራ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 11 ፍሉይ ሽሙ ከባቢ ቱሪስት ኮንዶሚኒየም ኣብ ገዛ ሓደ ውልቀ ሰብ ኣብ ክልተ መኽዚን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ በዝሒ ዘለዎ ፍርያት ሽጋራን መራኸቢ ሬዲዮ ብሓይሊታት ፀፅታ ተታሒዙ።
ብጥቆማ ሕብረተሰብ ዝተትሓዘ…
መድረኽ ርክብን ኮንፈረንስ ሰላምን ኣብ ክልል ዓፋር ይካየት ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ሓሙሽተ ወረዳ ሰሙ ሮቢን ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ቀወትን መድረኽ ርክብን ኮንፈረንስ ሰላምን ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኮማሜ ይካየት ኣሎ።
ኣብ መንጎ ክልቲኦም ህዝቢታት ኣፈላላይ ዕለታዊ ጎንፂታት ይራኣዩ ከምዝነበሩ …
ምህርቲ ኣቑሑት ሙሉእ ንሙሉእ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ንምግባር ፕሮጀክት 3 ዓመት ምቕማጡ ሚኒስተር መዓድን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምህርቲ ኣቑሑት ሙሉእ ንሙሉእ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ንምግባር ፕሮጀክት 3 ዓመት ምቕማጡ ሚኒስተር መዓድን ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስተር መዓድን ኢኒጂነር ታከለ ኡማ፣ እታዎታት ሓፂነ መፂን፣ ምስ ሰብ ሞያ፣ ብሰብ ሞያ ኢኮነሚን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ብዝተጣየሸ…
ክኸፋፍሉናን ከዳኽሙናን ዝኽእሉ ሓሳባት ንደሓር ክነፅነሖም ይግባእ – ዶክተር ይልቃል ከፍያለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኣምሓራ ክኸፋፍሉን ከዳኽሙን ዝኽእሉ ሓሳባት ንደሓር ብምባል ንባዕሉ ካብ ካልኦት ወራራት ክሕሉ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክለል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፍያለ ኣገንዚቦም።
እቶም ርእሰ መምሕዳር ግብ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘብፀሖ…
ፎረም ኢንቨስትመንት ዳያስፖራ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይብ ኣሕመድ ተቐቢሎም ናብ ሃገሮም ዝመፁ ኣባላት ዳያስፖራ፤ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ዳያስፖራ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣመራፅታትን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ብምጥቓም መዋእለ ንዋዮ ብምፍሳስ፤…
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሶም ዝተቛረፆም ሰለስተ መዝገብ ክሲታት ከይዲታት ስነ-ስርዓት ዝምልከት መብርሂ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሶም ዝተቛረፆም ሰለስተ መዝገብ ክሲታት ከይዲታት ስነ-ስርዓት ዝምልከት መብርሂ ሂቡ።
እቲ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ኣቢያተ ፍርዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ብሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ብግቡእ ንምስላጥ…