Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮሌጅ ፖሊስ ኣምሓራ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ኣምሓራ ን9ይ ግዘ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምርቓት ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም፡፡
ዶክተር ይልቃል…
ፕሬዚዳንት ቱርኪ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሴፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም።
ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ መግለፂ ሓጎሶም፥ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም ዝተሰመዖም ደስታ ገሊፆም።
ኣብ ቀፃሊ ድማ ምስ…
ሱዳናውያን ፀገሞም ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ናይ ምፍታሕ ክእለት ኣለዎም ኢልና ነኣምን ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳናውያን ፀገሞም ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ናይ ምፍታሕ ክእለት ኣለዎም ኢሎም ከምዝኣምኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ብቋንቋ ዓረብ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ህዝቢን…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ይውቃዕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ይውቃዕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ገሊፆም።
ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ኣብዱ ሁሴን እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ…
ክኸፋፍሉና ዝመፅኡ እኩይ ድምፅታት ብሓባር ክንስዕሮም ኢና-ወ/ሮ አዳነች አቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክኸፋፍሉና ዝመፅኡ እኩይ ድምፅታት ብሓባር ክንስዕሮም ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ አዳነች አቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ብሓድነትን ፅንዓትን ደው ክንብል ኢና፤ ኢትዮጵያ ምስዓር ፈፂሙ ኣይከኣልን…
ናሕሶት ፕሮፓጋንዳ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ገስጋስ ዓወት ሰራዊትና ኣየዓግቶን – ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናሕሶት ፕሮፓጋንዳ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ገስጋስ ዓወት ሰራዊትና ኣየዓግቶን ክብል ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝፍለጠሎም ሜላታት ሓደ ሓሶት ከምዝኾነ ኣብሪሁ፡፡…
ጁንታ ዘጋወሖ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ንደሓር ብምባል ኩሉ ሰብ ሃገሩ ክሕሉ ይግባእ – ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ብዝገበሮ ትዕዝብቲ ኣብታ ከተማ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ተመልኪቱ።
ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ትካላት ሕክምና፣ ኣቢያተ መድሓኒት፣ ኣቢያተ ንግዲ፣ ኣገልግሎታት ትራንስፖርትን ትካላት መውሃቢ ኣገልግሎት…
ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ-ልማትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣላስታር ማክፋይል ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን።
እቲ ዘተ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን መንግስቲ ኣብ ከተማታት ዝረአ ስእነት ስራሕ፣ ሕፅረት መንበሪ…
መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ዝኸውን 478 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ዝኸውን 478 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ብሚኒስቴር ጥዕና ኣቢሉ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ፡፡
ማሽን ተንቀሳቓሲ ኤክስሬይ፣ ኣልትራሳውንድ፣ ናይ ሆስፒታል ዓራታትን ካልኦት ናውቲ ሕክምናን…
መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ።
እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ እናሰልጠኑሉ ዝርከብ ትካል ከምዝኾነ ካብ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዝረኸብናዮ…