Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
አምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ማለት እውን ድሕሪ ጎንጺ ብዛዕባ ዝግበር መሊስካ ህንፀትን ኮቪድ-19 ዝተተሓሓዙ…
ኣብ ጉዳያት ድህረ ጎንፂ ዘድሃበ ዘተ ሙሁራን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳያት ድህረ ጎንፂ ዘድሃበ ዘተ ሙሁራን ይካየድ ኣሎ።
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ድሕሪ ጎንፂ ዝህልዉ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ስነ-ልቦናዊ ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ብዝቐረቡ ፅሑፋት ሙሁራት እናተዛተዩሎም ይርከቡ።…
ብከይዲ ኩናት ህልውና ዝተረኸበ ሓድነት ንኢትዮጵያ ዘላቂ፣ ኩለመዳይ ሰላምን ዕብየትን ክጠቅም ዘኽእል ዘተ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ላዕለዎት መንግስቲ ፌደራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ጀሚሩ፡፡
መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኩናት ህልውና ናይ መጀመርያ ምዓራፍ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ፤ ዝተረኸቡ ኩለመዳይ ዓወታት ሓሊኻ ናብ ዘላቂ ሰላምን ልምዓትን…
ሃገራዊ ተሳትፎ ዳያስፖራ ዘጎልብቱ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተሰናዲኦም ኢዮም – ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራዊ ተሳትፎ ዳያስፖራ ዘጎልብቱ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ከምዝተሰናድኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒሰስቴር ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 100 መዓልቲታት ምክያዱ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ለውጢ ውዳበ እቲ…
መርሃ ግብሪ ምጅማር ዝተዋደደ ስርዓት መመሓደሪ ናይ ፅዕነት ትራንስፖርት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምጅማር ዝተዋደደ ስርዓት መመሓደሪ ናይ ፅዕነት ትራንስፖርት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ስርዓት ዓማዊል ኣብ ዘለዉዎ ቦታ ኮይኖም ሓዱሽ ፍቓድ ምውፃእ፣ ዓመታዊ ፍቓድ ምሕዳስ፣ ሓደሽቲ ተሸከርከርቲ ምምዝጋብ፣ መርሃ ግብሪ…
ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ 4 ክልላት 2 ሽሕን 921 ትካላት ጥዕና ዓንዮም ክብል ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ 4 ክልላት 2 ሽሕን 921 ትካላት ጥዕና ዓንዮም ክብል ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስተር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ምስ ዜና መፅሄት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ቴሌፎን፥ ኣብ…
“ግፍዒ ዝፈፀሙለይ ናይ ኢዶም የሃቦም ኢለ ንፈጣረ ገዲፈዮ ኢየ” – ብዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተደፈራ ፈላሲት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ግፍዒ ዝፈፀሙለይ ናይ ኢዶም የሃቦም ኢለ ንፈጣረ ገዲፈዮ ኢየ” ክብላ ብዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተደፈራ ጓ 70 ዓመት ፈላሲት ገሊፀን።
ወራሪ ሓይሊ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታትን ኣጋጣሚታትን ንዋታዊ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክል ዓፋር ብዘብፀሖ መጥቃዕቲ 759 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ዓፋር ዝርከባ 21 ወረዳታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘብፀሖ መጥቃዕቲ 694 ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን 65 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ቡሙሉእን ብሓፈሻ 759 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም።
ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ዓፋር ዓሊ…
በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝዓነዉ ትካላት ምስ ህዝቢ ናይ ምጥያሽ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ – ደ/ር ይልቃል ከፋለ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ምስ ነበርቲ ከተማ ሰቆጣ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መድረኽ ዘተ ኣካይዶም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝፈፀሞ ወራር ልዑል ጉድኣት ምብፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ…
ኣብ ዋና ዋና ትልሚታት ማክሮ ኢኮኖሚ ፅቡቕ ኣፈፃፀም ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓደሽቲ መሰረት ታክሲ ምስፋሕ፣ ጉድለት በጀት፣ ክትትል ፕሮጀክታት ሓዊሱ ኣብ ዋና ዋና ትልሚታት ማክሮ ኢኮኖሚ ፅቡቕ ኣፈፃፀም ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ተዛሪበን።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ሚኒስቴር…