Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌስትሪም” ዝተሰመየ ዲጂታል ኣሰራር ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም "ቴሌስትሪም" ዝተሰመየ ዲጂታል ኣሰራርሓ ብዕሊ ኣጀሚሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ከምዝበለኦ፤ ኢትዮ ቴሌኮም ዝህቦ ኣገልግሎት ዕዙዝ ንምግባር ዘኽእል ተግባር እናወገነ ይርከብ።…

ቦርድ መረፃ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንምክልኻል ዘኽእል ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶትን መደናገሪን መረፃ ተንከፍ ሓበሬታታት ንምክልኻል ዘኽእል ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ÷ 7ይ…

እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሓዱሽ መለለዪ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሓዱሽ መለለዪ ዕላዊ ገይሩ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል እቲ እዚ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ካብ…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብሓፈሻ ንኽንደይ ወናብር መረፃ ዘካይድ ይመስለኩም?

ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ንኽንደይ ወናብር መረፃ ዘካይድ ይመስለኩም? 1. ክልል ሃረሪ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 36፤ 2. ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 35፤ ቁፅሪ…

መርሃ ግብሪ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ኣማን ፍሰሃፂዮን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ስነ-ስርዓት ቀብሪ መስራቲን ወናኒን ኢቢኤስ ቴሌቪዥን ኣይተ ኣማን ፍሰሃፅዮን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ኣማን ፍሰሃፅዮን ብዝሓደሮም ሕማም ብሕክምና ክትትል እናተገብረሉም ፀኒሑ ብ4 ለካቲት 2018…

ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ክዛዘም እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝዛዘም እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ቃላይ ሶርጋ እናተሃነፀ ዝርከብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮሚያ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ምግቢ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮሚያ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ምግቢ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዝስፈርዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዝጀመርናዮ ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮምያ ዝተዋደደ…

ስራሕቲ ሕርሻዊ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ክልል ኦሮምያ ንዕብየት ሕርሻና ዘሳልጡ እዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዓውዲ ኣግሮ ኢንዳስትሪ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዕብየት ሕርሻና ዘሳልጡ እዮም ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ…

ቅድመ ኩነት ምዝገባ መረፅቲ

ኣብ ዝኾነ መረፃ ንምስታፍ ከም መራፂ ብመራፂነት ምዝገባ ቅድመ ኩነት እዩ። ሓደ ሰብ ብመራፂነት ንምምዝጋብ ዘብቅዑ ዘድልዩ ሰነዳት ብመረፃ ሕጊ ከከም ኣድላይነቱ ብቦርድ መረፃ ዝርዝር መምርሒ የቕምጡ፡፡ ሓደ ሰብ ብመራፂነት ኣብ ሓደ መረፃ ጣቢያ ምምዝጋብ ዝኽእል ሓንሳብ ጥራሕ…

ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝገበርናዮ ዑደት ኣዝዩ ተስፋ ውሃቢ ምንቅስቃስ ዝተረኣየሉ እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝገበርናዮ ዑደት ኣዝዩ ተስፋ ውሃ ምንቅስቃስ ዝተረኣየሉ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ። ኣይተ ጌታቸው እዚ ዝበሉ ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት…