Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ከቢድ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 592 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ከቢድ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 592 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝተኻየዱ 9 ዙር በረራታት ናብ ሃገሮም ካብ ዝተመለሱ ዜጋታት 34 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዓመት ምዃኖም ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን…

ሓምላዋይ ወርቂ፡ ቡን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቡን ንኢትዮጵያውያን መተኣኻኸቢ፣ ፀገማቶም ብዘተ ዝፈትሑሉ ቁልፊ፣ ግዜ ንምርካብ ዝጠቅም ከምኡ እውን ቀንዲ መሰረት ታሪኽ፣ ባህሊ፣ ማሕበራዊ ርክብን ኢኮኖሚን እዩ። ብኢትዮጵያውያን “ቡን ስተዩ” ምባል ከም ልማድ ጥራሕ ዝውሰድ ኣይኮነን፤ ቡን…

ንተለዋዋጢ ዓለም ኣብ ግምት ዘእተወ ዕዉት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ወገን ጥራሕ ከይተወሰነት፣ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ሓይልታት ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ብጥበብን ሚዛን ብምሕላውን እናመርሐት ትርከብ። ንሓደ ወገን ዘይወገነ ዲፕሎማሲ ሓንቲ ሃገር ኣብ መንጎ ዓበይቲ ሓይልታት ካብ ዝፍጠር…

ንሰራዊት ምክልኻል ኢድና ብምሃብና እፎይታ ረኺብና – ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ዝተገበረሎም ኣቀባብላን ክንክንን ምስ መራሕቲ እቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ዘጋውሑዎ ፕሮፓጋንዳ ኣይራኸብን ኢሎም ንእዚ ሰሜን ምዕራብ ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት። እቶም ዕጡቓት ንስልጠና ተሃድሶ ብመንግስቲ ናብ…

ዲጂታል ፋይናንስ – መርአያ ለውጢ ስርዓት ዕድጊት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዲጂታል ስርዓት ትዝርግሕ ኣላ ክበሃል እንተሎ ካብ ምስፋሕ መሰረተ ልምዓት ኢንተርኔትን ቴሌኮምን ዝሓለፈ እዩ። ዕለታዊ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ሕብረተሰብ እናቐየረን ለውጢ ዲጂታል ስግግር እናተራእየሉን ዝርከብ ሓደ ዓውዲ ድማ ስርዓት ዲጂታል…

“ሲምቦ ፋና” ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ዝበለፀ ፕሮግራም ቴሌቪዥን ጉዕዞ 2018 ተኻቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብክፍሊ መዘናግዒ ኣፋን ኦሮሞ ዝዳሎ መደብ “ሲምቦ ፋና” (Simboo Faanaa)፤ ኮሚሽን ቱሪዝም ኦሮሚያ ኣብ ዘዳለዎ ውድድር ዝበለፀ ናይ ጉዕዞ ፕሮግራም ቴሌቪዥን ሐፁይ ኮይኑ። መደብ ቴሌቪዥን “ሲምቦ ፋና” ብዛዕባ…

ኣዲስ ኣበባ ንዓለም ለኸ ውድድራት ስፖርት ምችውቲ ከተማ ትኸውን ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ምስ ፅንሰ ሓሳብ ስማርት ሲቲ ብምውህሃድ ንሕቶን ድሌትን መናእሰይ ዝምልሱ ዓለም ለኸ ውድድራት ስፖርት ዝካየዱላ ማእኸል እናኾነት ትመፅእ ኣላ ኣዲስ ኣበባ። እታ መዲና ዘበናዊ ልምዓት ኮሪደር ምስ ፅንሰ ሓሳብ ስማርት ሲቲ…

ዝተዘረፉ ሓድጊታት ብዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪ ንምምላስ ጭቡጥ ውፅኢታት ተመዝጊቦም – ኣሉላ ፓንክረስት (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዘረፉ ጥንታዊ ሓድጊታት ብጥንኩር ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪ ናብ ሃገር ንምምላስ ጭቡጣትን ዘተባብዑን ውፅኢታት ተመዝጊቦም ኢሎም ተመራማሪን ኣባል ኮሚቴ ምምላስ ሓድጊታት ኢትዮጵያን ኣሉላ ፓንክረስት (ዶ/ር)። ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት መንግስቲ…

ንሓሙሽተ ሆስፒታላት 4 ሺሕ ሓገዝ መመርመሪ ኪት ካንሰር በሪ ማህፀን ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)“ብፕሮጀክት ትኽእል እያ” ንሓሙሽተ ሆስፒታላት 4 ሺሕ መመርመሪ ኪት ካንሰር በሪ ማህፀን ሓገዝ ተገይሩ። ኣባል ጉጅለ መፅናዕቲ እቲ ፕሮጀክት ዶ/ር ቢንያም ተፈራ ከምዝገለፁዎ፤ እቲ ፕሮጀክት መመርመሪ ካንሰር በሪ ማህፀን ንምጥንኻርን መመርመሪ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 1 ሚልየን ተማሃሮ ተጠቀምቲ መርሃ ግብሪ ምገባ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2019 ዓ.ም ልዕሊ 1 ሚልየን ተማሃሮ ተጠቀምቲ መርሃግብሪ ምገባ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር ከተማ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ስንታየሁ ማሞ ንፋና ዲጂታል ከም ዝገለፁዎ፤…