Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንኽኽከበር ንዝገብሩ ኣካላት ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንኽኽከበር እጃሞም ንዘበርከቱ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣጋይሽ…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓልዩ ብምቀት ተኸቢሩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓልዩ ኣዚዩ ብዝደመቐን ብዝወቀበን ኩነታት ተዛዚሙ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እቲ በዓል ህዝቢ ኦሮሞ ጥራሕ ዘይኮነስ…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ "ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር" ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ምኽባር እቲ በዓል ኣባ ገዳታት፣ ኣባ መልካታት፣ ኣባ ሙዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን መናእሰይን ሓዊሱ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካብ ዝተፈላለዩ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ማምታ ሙርቲ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያ ንፅሬት ትምህርቲ፣ ሓለዋ ጥዕና፣ ሞት…

ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፥ ኢሬቻ ንፈጣሪ መመስገኒ፣ ፍቕሪን ዕርቂን ዝንፀባረቐሉ፣ ሓጎስ ምትሕብባርን ተሰፋን…

ኢሬቻ ምብራኽ ሃገር ዝድግፍ ክብረ በዓል ኦሮሞ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢሬቻ ምብራኽ ሃገር ዝድግፍ ክብረ በዓል ኦሮሞ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ፅባሕ ኣብ ሆረ ፊንፊኔ ከምኡ እውን ድሕሪ ፅባሕ ሰንበት ኣብ ሆረ ሃርሰዴ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ኣመልኪቶም…

ኢሬቻ ኢትዮጵያ ንዓለም እተበርክቶ ዘደንቕ ክብራ ኢዩ፡፡

ኢሬቻ ኢትዮጵያ ንዓለም እተበርክቶ ዘደንቕ ክብራ ኢዩ፡፡ ኢትዮጵያ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱ ሓድጊታት ንዓለም ኣበርኪታ ኢያ፡፡ ክብሮም ሓሊዮም ንዘበናት ብህዝቢ እናተኸበሩ ዝዘለቑ ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላትን ትውፊቶምን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ሳይንስ፣ ትምህርቲን ባህሊን (ዩኔስኮ) ናይ ኩሉ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢሬቻ መዓልቲ ምስጋና ኢዩ፤ ብዝበለፀ መሬት ብዝናብ ዘፅገበ ፈጣሪ ብምስጋና…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቀዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፥ እንቋዕ ንመዓልቲ ምስጋና ኢሬቻ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም። እቲ በዓል ናይ ታሕጓስ፣ ምዕባለን ንክኸውን እምነ…