Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሓበራዊ ሃገራዊ ተረኽ ንምህናፅ ሚዲያ ተዋዲዱ ምስራሕ ወሳኒ ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ሃገራዊ ተረኽ ንምህናፅ ሚዲያ ተዋዲዱ ምስራሕ ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ዓለም ለኸን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ ዘፈር ዓለም ለኸን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ብልፅግና ምስ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ርክብ ህዝቢ…

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትልሚ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ንምስታፍ ተዳልያ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 700 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ሃገራዊ ትልሚ ንምስታፍ ድልውቲ እያ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብቲ መዓልቲ ፈልሲ ብምትካል ሓድነትና፣ ቆራፅነትናን ፅንዓትናን…

ጉባኤ ስርዓት ምግቢ፥ ኢትዮጵያ ልምዲ ዘካፈለትሉን ኣካል መፍትሒ ኮይና ዝቐረበትሉን ነይሩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘተኣናገደቶ መበል ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ልምዲ ዘካፈለትሉን ኣካል መፍትሒ ኮይና ዝቐረበትሉን ነይሩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ምዝዛም እቲ ጉባኤ ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መንግስታት ኢትዮጵያን ጣሊያንን…

ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ስርዓት ምግቢ ኢትዮጵያ ግደኣ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ስርዓት ምግቢ ኢትዮጵያ ግደኣ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ  ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መዛዘሚ መበል ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዛዘሚ እቲ መድረኽ ኣብ…

ንብራኸ ሃገርና ኣሰርና ክነንብር ኣለና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መላእ ክፋል ሃገርና ብዙሓት ዜጋታት ክሳተፉ ብምግባር ንብራኸ ሃገርና ኣሰርና ክነንብር ትፅቢት ይግበር ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ሓንቲ…

ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ክሊማዊ ለውጢ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ክሊማዊ ለውጢ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፔትሮሊየምን ክሊማዊ ለውጠን ፓኪስታን ሙሳዲክ ማሱድ ማሊክ (ዶ/ር) ዘቲዮም።…

ንጋዜጠኛ ብርሃኑ ወ/ሰማያት ፃውዒት ሓገዝ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሃንዲስ ፀብፃብ ምርመራ እናተብሃለ ዝፅዋዕ ጋዜጠኛ ብርሃኑ ወ/ሰማያት ብዘጋጠሞ ሕመም ፃውዒት ሓገዝ ቀሪቡ፡፡ እቲ ጋዜጠኛ ዘለዎ ኩነታት ሓዊሱ ሓፈሻዊ ከይዲ ሕክምና ኣመልኪቱ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ እቶት መግለፂ ሂቡ። ጋዜጠኛ ብርሃኑ ወ/ሰማያት…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ሰነድ፥ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)ን ሚኒስትር ግብርና ጣሊያን ፍራንሲስኮ ሎሎብሪጊዳን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ኣብ መንጎ ክልቲአን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሰብ ሞያ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ተኸላ ፈልሲ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ "ብምትካል ምብራኽ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ወጋሕታ ምስ ሰብ ሞያ ኮሙኒኬሽን እቲ ምምሕዳር ከተማን ሚዲያን ተኸላ ፈልሲ ኣካይደን። እተን ከንቲባ ምስቶም ሰብ ሞያ ብምዃን ኣብ ወሰን ሩባ ቀበና…

ኢትዮጵያን ኩባን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኩባን ኣብ ዝተፈላለዩ ቁልፊ ጉዳያት ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ጎና ጎኒ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት…