Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፈረንሳይ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብምኽንያት ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብምኽንያት ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 500 ሺሕ ዩሮ ሓገዝ ገይራ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ሰለስቲአን ክልላት ብምኽንያት ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ኢዩ። ን60 ሺሕ ነራሕቲ…

ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕቲ ፅገና ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕቲ ፅገና ከምዝስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪኪ ኢትዮጵያ። ካብዚ ብተወሳኺ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ካብ ሸዋ ሮቢት ክሳብ ካራ ቆሬ ኣብ ዘለዋ ከተማታት ዝርከቡ…

ታሪኻዊት ከተማ ደሴን ኮሪደር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻን ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ናፃ ወፂአን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ታሪኻዊት ከተማ ደሴን ኮሪደር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻን ብጥምረት ጀጋኑ ሓይሊታት ፀፅታ ናፃ ወፂአን። ብኽቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ጥምረት ሓይልታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ካብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን…

ኣብ ቀፀልቲ ኣንፈታት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ቀፀልቲ ኣንፈታት ዘድሃበ ዘተ ምስ መሓዙት ልምዓቱ ተዛቲዩ። ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዙ ኣብ ዝተኻየደ ዘተ፥ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ፣ ሚኒስትር…

መሳርሕቲ ፋና ኤፍ ኤም ሚዛን ኣማን ጋዜጠኛ ደረጀ ልመንህ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መሳርሕቲ ፋና ኤፍ ኤም ሚዛን ኣማን ዝነበረ ጋዜጠኛ ደረጀ ልመንህ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ደረጀ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ብሞያ ጋዜጠኝነት እናገልገለ ፀኒሑ ኢዩ። ብ1968 ዓ.ም ኣብ ከተማ ቴፒ…

ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ዘተፈላለዩ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 91 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ዘተፈላለዩ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 91 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ሓገዝ ገይሮም። ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 77 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምእካብ ዝራእቲ ንዝተዋፈሩ ተምሃሮን መምህራንን ናእደኦም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብዚ ሰሙን ዝራእቲ ንምእካብ ንዝተዋፈሩ ተምሃሮን መምህራንን 2ይ ብርኪ ትምህርቲ ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ሰሙን ዝባፅሑ ናይ…

ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ሰልፊ ወፍሪ ምንስቓስ #የኣክል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን፣ ትውልደ አትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ሰላማዊ ሰልፊ ወፍሪ ምንስቓስ #የኣክል #NoMore ኣካይዶም። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሃገራት ኣብ ልዕ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ…

ሓይሊ ፀፅታን ህዝቢን ተዋዲዶም ብምስረሖም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሓሰበ ሽርሒ ከምዝፈሸለ ዶ/ር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታን ህዝቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ተዋዲዶም ብሓደ ብምስራሖም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሃቂኑ ዝነበረ ሽርሒ ጥፍኣት ከምዝፈሸለ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀጥፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። ዶክተር ቀነኣ ኣብ ፋና ቴሌቪዥን…

ኣብ ከተማ ቡራዩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ናይ ዘመትቲ ስድራቤት ሓረስቶት ዝራእቲ ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቡራዩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ናብ ግምባር ናይ ዝዘመቱ ሓረስቶት ዝራእቲ ኣኪቦም። ማሕበረሰብ ትምህርቲ፥ ፃውዒት ሚኒስቴር ትምህርቲን ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያን ብምቕባል ኢዩ ዝራእቲ ስድራቤት ዘመትቲ ኣኪቦም ዘለዉ፡፡ ፍልፍል፦…