Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ምግቢ ኢትዮጵያ ወይዘሮ ሙና ኣብ ስኮትላንድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገረ ስኮትላንድ እንዳ ምግቢ ሓበሻ ዝኸፈተት ወይዘሮ ሙና ምግቢታት ኢትጵያ ብምፍላጥ ኣፍልጦ ኣትሪፋ ኣላ፡፡
ብባዕለ ሼፍ ሙና ዝተመስረተ እቲ ቤት ብልዒ ኣብ ኢትዮጵያ ብበዝሒ ዝተለመደን መለለዪ ኢትዮጵያውያን ዝኾነን በየዓይነት፣ ጥብሲ፣…
ህልውናን ብሄራዊ ረብሓታትን ሃገርና ንምሕላው ሰራዊትና ልዕሊ ማንም እዋን ድሉው ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህልውናን ብሄራዊ ረብሓታትን ሃገርና ንምሕላው ሰራዊትና ልዕሊ ማንም እዋን ድሉው ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡
ቤት ትምህርቲ ሓፂር ኮርስ ሕፁያት መኮንናት ሁርሶ መበል 26 ሰልጠንቲ ንስር ኮርስ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ዝተሃነፁ 1 ሺሕን 671 መንበሪ ኣባይቲ ንሕብረተሰብ ኣረኪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ብኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ዝተሃነፁ 1 ሺሕን 671 መንበሪ ኣባይቲ ንዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣረኪበን።
ዝተሃነፁ ኣባይቲች ንሰብ ውዕለታ ሃገር፣ ንኣረጋውያን፣ ንጉዱኣት…
ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዘርኣዮ ደገፍ ንሃገራዊ ዕላማታት ልምዓት ተወፋይነት ዘርኢ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ዘርኣዮ ህዝባዊ ደገፍ፣ ኣብ ሃገራዊ ዕላማታት ልምዓት ዘለዎ ተወፋይነት ዘርእይ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…
ፋና ላምሮት ብብዝሃ መልክዕ ብጥበብ ይግለፅ ኣሎ -ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ፋና ላምሮት ብብሩህ ጥበብን መንፈስን ክእለትን ብብዝሃ መልክዕ ሃገርና ብጥበብ ትግለፅ ኣላ ኢሎም።
ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ብብርቱዕ ንሕንሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር 5ይ ፋና ላምሮት ናይ…
ዘመን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ግምት ዘእተወ ወለዶ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሽቶታት ዲጂታል ኢትዮጵያን ዓለም በፂሓቶ ዘላ ዘመን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ኣብ ግምት ዘእተወ ወለዶ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝገለፁ ኣብ ኢንስቲትዩት…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ዘሰልጠኖም በረራ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ዘሰልጠኖም 1ሺሕን 103 በረራ ሰልጠንቲ ሎሚ ኣመሪቑ።
እቲ መገዲ ኣየር ካብ ሞንጎ ዘመረቖም ሰብሞያታት በረራ 41 ኣብረርቲ፣ 343 ሰብሞያትት ፅገና ኣውሮፕላን፣ 524 ኣገልገልቲ በረራን…
ግድብ ህዳሰ ንብራኸ ኢትዮጵያ መሰጋገሪ ዓወት እዩ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዓወት ምዝዛሙ ዝጀመርናዮ ናብ ብራኸ ኢትዮጵያ መሰጋገሪ ዓወት እዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጱያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፡፡
“ብሕብረት ክኢልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ ግድብ ብዓወት ምዝዛሙ…
ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ዘማዕበለ ወለዶ ምህናፅ የድሊ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፤ ንዕብየት ሓንቲ ሃገር ምዕባለን ብልፅግናን ጋህዲ ንምግባር ብቴክኒካዊ ሞያውን ክእለት ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ዘማዕበለ ወለዶ ምህናፅ የድሊ ኢለን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ነዚ ዝበላ ቢሮ ስራሕን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 9 መስከረም ጀሚሩ ንክልተ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡
በዙይ መሰረት:-
1. እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) - ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ
2. ወ/ሮ እናታለም መለስ - ብሚኒስትር መዓርግ…