Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብመዳይ መራሕቲ ኣፍልጦ ክረክብ ገይሩ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብመዳይ መራሕቲ ኣፍልጦ ክረክብ ገይሩ ኢለን ሚኒስትር ፕላንና ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡
እተን ሚኒስትር እቲ ጉባኤ ብዝምልከት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥…
ን10ይ ፎረም ከተማታት ስራሕቲ ምድላው እናተወገኑ ይርከቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሎጊያ ሰመራ ንዝካየድ 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምድላው ይውገኑ ኣለዉ ኢለን፡፡
ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ስራሕቲ ምድላው ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ…
ዕቑር ፀጋ ክልል ሶማሌ ኣሰር ትውልዲ ንምንባር ልዑል ዓቕሚ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ዕቑር ፀጋ ኣሰር ትውልዲ ንምንባር ልዑል ዓቕሚ ኢዩ አሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ህዝባ ሰልፊ ደገፍ ተኻይዱ።…
ህንፀት ማእኸል ዝተዋደደ ኣገልግሎት ሕውየት ሕክምና ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ሃገር ለኸ ዝኾነ ህንፀት ማእኸል ዝተዋደደ መሕወዪ ኣገልግሎት ሕክምና ተጀሚሩ።
እምነ ኹርናዕ እቲ ማእኸል ዘንበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፤ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ንዘፈር ጥዕና…
ግድብ ህዳሰ ዳግማይ ድሙቕ ቀለም ታሪክ ጅግንነት ኢትዮጵያን ዝተፅሓፈሉ ኢዩ – ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ ህዳሰ ዳግማይ ድሙቕ ቀለም ታሪክ ጅግንነት ኢትዮጵያን ዝተፅሓፈሉ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር)።
ህንፀት ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ ምምራቑ ስዒቡ “ብሓባር ክኢልና” ብዝብል መሪሕ…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘበን ተሳጋሪ ማህተም ዓወት ኢዩ – ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኾነ ይኹን ነገር ምዕዋት ከምንኽእል ብተግባር ዘረጋገፀ ዘበን ተሳጋሪ ማህተም ዓወት ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ።
ምዝዛም እቲ ግድብ ብምምልካት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ…
ወድድር ፍፃመ 5ይ ዙር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ብርቱዕ ንሕንሕ እናተኻየደ ዝፀንሐ ወድድር ፍፃመ 5ይ ዙር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ብድምቀት ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ ውድድር ንፍፃመ ዝበቁቕዑ ጴጥሮስ ማስረሻ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ እዮቤል ፀጋዬን ኤፍሬም ጌታቸውን ክነሓንሑ…
ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልላት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ሶማሌን ሰልፊ መግለፂ ታሕጓስ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክልል ሶማሌን ሰልፊ መግለፂ ታሕጓስ ይካየድ ኣሎ።
‘ብሕብረት ክኢልና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣብ ዘሎ እቲ ሰልፊ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ኣለዉ።
እቶም…
በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም 24ን 25ን መስከረም ክኽበር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ሎሚ ዓመት በዓል ኢሬቻ መስከረም 24 ኣብ ሆራ ፊንፊኔ 25 መስከረም 2018 ድማ ኣብ ሆራ ሃርሰዲ ክኽበር እዩ።
ሕብረት ኣባገዳታት ኦሮሞ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷ በዓል ኢሬቻ ናይ ምስጋና፣ ሓድነት፣ ፍቕርን ዕርቂን…
ግልጋሎት ዓውዲ ጥዕና ዲጂታል ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ዓውዲ ጥዕና ዲጂታል ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡
ኢትዮ ቴሌኮምን ግልጋሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያን ስማርት ዲጂታል ምፍትሒ ቀረብ ሰንሰለት ጥዕና ንምትግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።…