Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 2 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ውሽጢ ቱቦ ተረኺቦም።
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 2 ፍሉይ ቦታ ከባቢ ጠበንጃ ያዝ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ውሽጢ ቱቦ ተረኺቦም።
ካብ ሞንጎ ዝተረኸቡ መሳርሒታት ኲናት፥ 1 ተዓፃፊ ከላሽን ምስ 114 መሰል ጠያይቲን 4 ካዝናን፣ 1 ማካሮፍ ሽጉጥ ምስ 7 ፍረ…
ናብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓዱሽ ምቕራብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓዱሽ ምቕራብ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓገዝ ዝገብሮ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናብቲ ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት፥ በረራ ከምዝገበራ እቲ…
ኣብ ዞባ ጎፋ “ኣነ እውን ኣካል ስድራቤት ዘመትቲ ኢየ” ብዝብል ንስድራ ዘመትቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጎፋ “ኣነ እውን ኣካል ስድራቤት ዘመትቲ ኢየ” ብዝብል ንስድራ ዘመትቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ልገሳ ደምን ተኻይዱ።
ኣብቲ ዞባ ቀበሌ ሱካ ዕላዊ መርሃ ግበሪ ምጅማር ሓገዝ ስድራ ዘመትቲ እናተኻየደ ዝርከብ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ…
ብመተግበሪ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ብግብረ ራዕዲ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ብመተግበሪ 'eyezonethiopia.com' ኣቢሉ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈጸሞ ወራር ንዝተጎድኡ ወገናት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር በፂሑ።
ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ፋይናንሺያል ቻፓ ብምትሕብባር…
ኣብ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ጉለሌ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 31 ሚሊየን ብር ጥረገንዘብን ዓይነትን ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ጉለሌ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 31 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን ዓይነትን ሓገዝ ተገይሩ።
ኣብቲ ክፍለ ከተማ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፅምበሩ መናእሰይ ዘመትቲ ምፍናው እናተገበረ ከምዝኾነ እውን ካብ ቤት ፅፈት ፓርቲ…
ኣትሌታትን ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብን “ንኽተለካ ኣለና” ብዝብል መሪሕ ቃል ናብ ግምባር ይዝምቱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ነበርቲ እታ ከተማን ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባር ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣትሌታትን ኣርቲስታትን ምፍናው እናገበሩሎም ይርከቡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣመራርሓታት ምምሕዳር እታ ከተማ ተረኺቦም።…
ማእኸል ልምዓትን ሰላምን ዝተብሃለ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ፍቓዱ ተሰሪዙ
ኣዲስ ኣባበ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ሃገር ንምፍራስ ብሕቡእ እናተዛተዩ ናይ ዝነበሩ እኒ ፕሮፌሰር ኤፍሬም ይስሀቅ፣ እሌኒገብረመድህ፣ ግብረ ራዕዲ ብርሀነ ገብረክርስቶስን መሓዙቶምን ዘሰናደአ ማእኸል ልምዓትን ሰላምን ዝተብሃለ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ፍቓዱ ተሰሪዙ።
እቲ…
ዶ/ር እሌኒ ገብረመድህን ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ንኹንን – ኣይተ ዘመዴ ነህ ንጋቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሞንጎ ወነንቲ ኣክሲዮን ብሉስፔስ ሓንቲ ዝኾና ዶክተር እሌኒ ገብረመድህን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ዝተፈነወ ቪዲዮ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ብፅኑዕ ከምዝኹንኑ ኣይተ ዘመዴ ነህ ንጋቱ ኣፍሊጦም።
ካብ ሞንጎ ወነንቲ እቲ ኣክሲዮን ሓደ…
ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኣመራርሓታት ኢዜማ ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ኣዲስ አበባ ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኣመራርሓታት ፓርቲ ኢዜማ ሎሚ መዓልቲ ምፍናው ተገይሩሎም።
ኣቦ መንበር ኢዜማ ኣይተ የሽዋስ ኣአሰፋ፥ ኣመራርሓ ናብ ግምባር ብምኻድ ንሰራዊቱ ከምዘበረታትዕን ኣባላቱ ድማ ናብ ስልጠና ብምእታው ናብ…
ንደልዮ ኢትዮጵያዊ ወይ ድማ ኢትዮጵያ ምዃን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንደልዮ ኢትዮጵያዊ ምዃን ወይ ድማ ኢትዮጵያ ምዃን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ግምባር ኮይኖም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ናይ ወገን ጦር ብልዑል ሞራልን ወነን እናተዋገአ ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ዝነበሩ…