Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ደቡብ ኮሪያ ንዘበናዊ መቆፃፀሪ ቆፎ ንህቢ ዝኸውን ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ንዘበናዊ ማሽን መቆፃፀሪ ቆፎ ንህቢ ዝኸውን ንኒስቴር ሕርሻ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ማሽን ኣብ ልዕሊ ኣናህብ ዝኾነ ይኹ ሓደጋ እንተየስዐበ ዝባፅሐ መዓር ጥራሕ ካብ ቆፎ ንምውፃ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ክብደት እቲ ማሽን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንላዕለዎት ሓለፍነታት መንግስቲ ቦታታት ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንላዕለዎት ሓለፍነታት መንግስቲ ቦታታት ሽመታት ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ገይሮም ዳግም ዝሾሙ እንትኾኑ፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ወራሲ ዓራት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ወራሲ ዓራት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼክ መሃመድ ቢን ዛይድ ኣል ነኸያን ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምሕዝነትን ርክብ ምትሕብባርን ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሉ መገዲ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ጭናክሰን ተረኺቦም ልምዓት ስርናይ ቆላ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ጭናክሰን ተረኺቦም ምንቅስቓስ ልምዓት ስርናይ ቆላ ተዓዚቦም። ኣይተ ሽመልስ ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ኮይኖም ንኸገልግሉ ዳግም ድሕሪ ምሻሞም ፈላማይ ዝኾነ ዑደቶም፥ ኣብ ዞባ ምብራቕ…

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 20 ሚሊየን ብር ቦንድ ዓዲጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 20 ሚሊየን ብር ዕድጊት ቦንድ ፈፂሙ። እቲ ሓገዝ ዕድጊት ቦንድ፥ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ተረኪቦምዎ። ኣብ ውሽጢ ዓዲ…

ጦር ጀነራላት ህወሓት ቀረፅ እንተይተኸፈለሉ ዝኣተወ ጓማን መሰል ኣቑሑት ኮንትሮባንድን ብወታደራዊ መኻይን ፅዒኖም ይሸጡ ከምዝነበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ጀነራላት ህወሓት ቀረፅ እንተይተኸፈለሉ ዝኣተወ ጓማን መሰል ኣቑሑት ኮንትሮባንድን ብወታደራዊ መኻይን ፅዒኖም ይሸጡ ከምዝነበረ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝመርሐሉ እዋን፥ ንግዲ ባንኪ፣ ባንኪ…

ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ ስሩሑ ፀገም ከመዝጋጠሞ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ መስመር ባቡር ብዝፍጠሩ ፀገማት ምትእጉጓል ከመዝጋጠሞ ኣፍሊጡ። ዓውዲ ትራንስፖርት ኣታዊን ወፃኢን ኣብ ምቅልጣፍ ዓንዲ ሑቐ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ ዝእመነሉ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ…

ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ብዝብል ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብመሰረት መመሓየሺ ኣፈፀምቲ ኣካላት ፌደራል ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ፤ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተባሂሉ ተሰይሙ። ብተመሳሳሊ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ፀረ መበራታዕቲ ቅመማት ኢትዮጵያ ድማ በዓል መዚ ፀረ መበራታዕቲ ቅመማት ኢትዮጵያ ኮይኑ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንበሪ ገዛ ውልቀሰብ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናትን ሰነዳትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀሰብ ብዝተገበረ ፍተሸ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናትን ሰነዳትን ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብቲ ክፍለ ከተማ ወረዳ 7 ቀበሌ 32 ካብ…

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ላዕለዎት ልኡኽ ፌዴራልን ክልል ኦሮሚያን ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ። ኣብቲ ብኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይ ዑመር ሑሴን፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮሚያ ሰዓዳ…