Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ግብረ ራዕዲ ህሓት ኣብ ዘበነ ስልጣኑ ሌብነት ክስፋሕፋሕ ገይሩ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህሓት ኣብ ዘበነ ስልጣኑ ኣብ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘይፍትሓውነት ክነግስን ሌብነት ክስፋሕፋሕ ብምግባር ልዑል ጉድኣት ምብፅ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሃንስ ኣያሌው ገሊፆም። ቶም ፕሬዚዳንት፥ እናተውሃቡ ዝነበሩ ልቓሓት ብግቡእ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ 5 ክላሽን-ኮቭ ጠብመንጃን 6 ሽጉጥን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣባይቲ ብዝተገበረ ብርበራ 5 ክላሽን-ኮቭ ጠብመንጃን 6 ሽጉጥን ምስ መሰል ጠያይቶም ተታሒዞም። ካብዚ ብተወሳኺ 2 ናይ ኢድ መራኸቢ ራዲዮን ካልኦት ናውቲን ተታሒዞም፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣፅዋራት እቲ…

ኣብ ካናዳ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ አበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ንምቅዋምብብርኪ ዓለም ዝተፀወዐ ወፍሪ ‘#NOMORE’ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ካናዳ ከተማ ኦታዋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ካናዳ ከተማታት ኦቶዋ፣ ቶሮንቶ፣ ሞንትሪያል፣ ኩቤክ፣ ስካርብሮ፣…

ደቂ ኣንስትዮ ጋዜጠኛታት ዘሰናደአኦ 100 ኩንታል ስንቂ ንሰራዊት ምክልኻል ኣበርኪተን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ደቂ ኣንስትዮ ጋዜጠኛታት ብዘተኣኻኸበኦ ልዕሊ 700 ሺሕ ብር ዘሰናደአኦ 100 ኩንታል ስንቂ ጥሕኒ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበርኪተን። እቲ ሓገዝ ዳይሬክተር ዘፈር ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስቴር ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል ጥሩዬ ኣሰፌ ተረኪበንኦ፡፡…

ብዘይ እኹል ምኽንያ ምምሃር ጠጠው ዘበሉ ዓለም ለኸ ኣቢያተ ትምህርቲ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓውዲ ትምህርቲ ዒላማ ገይሩ እናሰርሐ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። ወይዘሮ ሰላማዊት ኣብ…

መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን እታ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን ከተማ ኣዲስ አኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። “ህይቱ ንዝህበኒ ሰራዊት ምክልኻል ደመይ ክህብ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል፥ ብኣሰናዳእነት ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣደባባይ መስቀል…

ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። ብደቂ ኣንስቲዮ ነበርቲ እቲ ክፍለ ከተማ ዝተሰናደአ ስንቂ እውን ብተመሳሳሊ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ከምዝገበራ ካብ…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ሆስፒታል ሙሴ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ሆስፒታል ሙሴ ተመሪቑ። እቲ ሆስፒታል፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ኦሮሚያ ዶክተር መንግስቱ በቀለን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ኣብቲ ሰላም ንኸዓስል ዝደልያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ክብላ ኣለወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋድ ኣብቲ ከባቢ ሰላም ንኸዓስል ዝደልያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ክብላ ከምዝጋባእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ነቢል ምስ ፖስት ሱዳን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ መዘነኦም ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ተዛቲዮም።…