Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኤርትራዊያን ስደተኛታት ድጋፍ ንክገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኤርትራዊያን ስደተኛታት ድጋፍ ንክገብር ተሓቲቱ። ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስተኛታት ምውፃእ ብዘይምኽኣሉ ስግኣት ከምዝፈጠረሎም ተዘሪቦም። እቲ ኮምሽን ብግድኡ ጉዳይ አቶም ስደተኛታት…

ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘካተተ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ንኽህሉ ይስራሕ ኣሎ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘካተተ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ንኽህሉ እናተሰርሐ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። “ናብ ሓዱሽ ጉዕዞ” ብዝብል ብኣሰናዳእነት ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ንዘሓለፈ ሓደ ዓመት እናተኻየደ ዝነበረ መዛዘሚ ቀዳማይ…

20 መስከረም ንዝካየድ መረፃ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)20 መስከረም ንዝካየድ መረፃ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣማኻሪት ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቦርድ ሶሊያና ሽመልስ ከይዲ ምድላው እቲ መረፃ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝተናወሐ መረፃ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን…

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን ኣድሂቡ ገምጋም ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን መላእ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ገምጋም ኣካይዱ። ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ኣኼባ ፀፅታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ክሕልዉ ኣብ ዘኽእሉ ቀፀልቲ ተግባራት…

ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ናብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ናብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ተፀምቢሮም። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ኢትዮጵያ ኣብ መደረኽ ዓለም ዘለዋ ተቐባልነትን ምስሊን…

ኣብ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብስለት ብዝተመልኦ ኣካይዳ ይትግበሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብስለት ብዝተመልኦ ኣካይዳ እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካሊኝ ገሊፆም። ዶክተር ኢዮብ እዚ ዝበሉ፥ እናተተግበረ ኣብ ዝርከብ ምምሕያሽ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ፣…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ካብ 12 መስከረም ክሳብ 5 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም እዚ ዓመት ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ካብ 12 መስከረም ክሳብ 5 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝኽበር ተገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ-ጥበባትን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ፋይዛ መሓመድ፥ ብብርኪ ዓለም ንመበል…

ሕፅረት ምግቢ ከምዘጋጠሞም ኣብ ከባቢ ድሬ ሮቃ ዝርከቡ ጫካታት ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከባቢ ድሬ ሮቃ ዝርከቡ ጫካታት ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ ሕፅረት ምግቢ ከምዘጋጠሞም ገሊፆም። እቶም መዛበልቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዕስለ ኣምበጣ፤ ሎሚ ዘበን ድማ ብኽፋእ እቲ ግብረ ራዕዲ ዘፍረዩዎ…

ዩኒሴፍ ንመምርሒ ትምህርቲ ሓገዝ ድንኳን ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምዕሩይ ንምግባር ዝሕግዝ ድንኳ ንመምርሒ ትምህርቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ጌታቸው ቢያዝን ከምዝገለፁዎ፥ ካብ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ንመፅለሊ እናተጠቐሙሉ…

ዋና መስመር ሱዳን ብምቁፅፃር ኮሪደር ንምኽፋት ዝተመነየ ፀላኢ ሓፈሻዊ ሕልሙ ፈሺሉ – ብርጋዴር ጀኔራል ናስር አባዲጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መስመር ሱዳን ብምቁፅፃር ኮሪደር ንምኽፋት ደልዩ ዝነበረ ፀላኢ ሓፈሻዊ ሕልሙ ከምዝፈሸለ ዋና ኣዛዚ 8ይ መካናይዝድ ክፍለ ጦር ብርጋዴር ጀኔራል ናስር አባዲጋ ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ቲሃ ቁፅሩ ካብ 1 ሺሕን 200 ክሳብ 1…