Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣዲስ ኣበባ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ስእሊ ዝተዓወቱ ሰገናት ሽልማቶም ተረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣዲስ ኣበባ ብምውካል ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከተማ ቹንቹን ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ስእሊ ዝተዓወቱ ሰገናት ሽልማቶም ተረኪቦም።
ምክትል ተፀዋዒ ኤምባሲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ኪም ሂዮን ዱ፥ እቲ ሽልማት ብሽም ከንቲባ ከተማ ቹንቹን ንተዓወትቲ…
ሚኒስትር ምክልኻል ኣብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ክታሞም ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነዓ ያደታ ኣብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ክታሞም ኣንቢሮም።
ቀንዲ ዕላማ እቲ ወፍሪ፥ ሓቂ ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ዓለም ምፍላጥን ሃገር ናይ ምፍራስ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምቅላዕን ከምዝኾነ…
ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ውፅኢታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝነበሮም ኣባላት ሰራዊት ዕቤት መኣርግ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ውፅኢታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝነበሮምን እዋናዊ ፃንሒቶም ንዝሸፈኑ ኣባላት ሰራዊት ዕቤት መኣርግ ሂቡ።
ዳይሬክተር ኣመራርሓ ስራሕ ፋይናንስ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ምክልኻልን ተወካሊ እቲ ዋና መምርሒን ብርጋዴር…
ስልጠነኦም ዛዚሞም ናብ ወፍሪ ቀጠና ዝተመደቡ ኣባላት ሰራዊት ኣቀባብላ ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጠነኦም ዛዚሞም ናብ ወፍሪ ቀጠና ዝተመደቡ ኣባላት ሰራዊት ዋና መተሓባበሪ ዝተዋደደ ኮማንድ ፖስት ግብረ ሓይሊ መተከል ሌተናል ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣቀባብላ ተገይሩሎም።
ሌተናል…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝወረሮም ከባቢታት ልዕሊ 4 ሚሊየን ዜጋታት ንዝኸፍአ ሓደጋ ተቓሊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝተመርሐ ጉጅለ በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ።
እቲ ዘተ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ…
ኣብ ክልል ሃረሪ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ምጅማር ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦዲን በድሪ እቲ ወፍሪ ኣብ ዘጀመሩሉ እዋን፥ ኢትዮጵያ ንምፍራስ እናተንቀሳቐሰ ዝርከብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…
ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ህወሓት ሕልሚ ኢዩ – ዘመትቲ መናእሰይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገሮም ብወታደርነት ብምግልጋል ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕልሚ ንምግባር ከምዝተዳለዉ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝተፀምበሩ ዘመትቲ መናእሰይ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ተዛሪቦም።
ብስምዒት ፍቕሪ ሃገር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር…
ወፍሪ ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃኢ ዝኾኑ ተምሃሮ ዝውክል ኢዩ – ዶ/ር ኢ/ር ጌታሁን…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ትምህርቲ ወድዓዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምፍላጥ ዝተጀመረ ወፍሪ “ወፍሪ ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ክታሞም ብምንባር ኣጀሚሮም።
ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፥ ግብረ ራዕዲ…
ዝኾነ ይኹን ዜጋ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ዘይሻራዊ ክኸውን ኣይኽልን – ጥምረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ዜጋ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ዘይሻራዊ ክኸውን ኣይኽልን ክብል ጥምረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ።
እቲ ጥምረት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ዜጋታት፣ ኣቢያተ ክርስቲያናት፣…
ኣብ ኢትዮጵያ ጥዑይን ጥንኩርን ኢኮኖሚ ምህናፅ ቀዳማይ ተግባር ሓዱሽ መንግስቲ ክኸውን ኢዩ – ዶ/ር ነመራ ገበየሁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጥዑይን ጥንኩርን ኢኮኖሚ ምህናፅ ቀዳማይ ተግባር ሓዱሽ መንግስቲ ከምዝኸውን ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ነመራ ገበየሁ ኣፍሊጡ።
ዶክተር ነመራ፥ 24 መስከረም ዝጣየሽ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓማውቲ ኣብታ ሃገር…