Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፈተና 12 ክፍሊ ብዕዉት ንምዝዛም ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ይስርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ብዓወት ንኽዛዘም ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ንምፍፃም ኣብ ምምሕዳር ከተማ ምስ ዝተወደቡ ኣባላት…

ምእመኑ ብፀሎት ንኽብርትዕ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብስእነት ሰላምን ዘይምርግጋዕን ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ድሕንነት ሃገርን እናበፅሐ ዝርከብ ጉድኣት ንኸብቅዕ ምእመኑ ፀሎትን ምሕፅንትኡን ንኸበርትዕ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ…

ሕብረተሰብ ሸሊኾም ዝኣትዉ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብምግላፅን ከባቢኡ ብንቕሓት ብምሕላውን ጠንካራ ደጀንነቱ ንክቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሸሊኾም ዝኣትዉ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብምግላፅን ከባቢኡ ብንቕሓት ብምሕላውን ጠንካራ ደጀንነቱ ንክቕፅል መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ።   ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከተማ…

ዶ/ር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም። ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ እናብፀሖ ዝርከብ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተስፋ ስለዝቖረፀ ናብ ኣራዊት ዝተቐየረ ጉጅለ ኢዩ – ኣይተ ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተስፋ ስለዝቖረፀ ናብ ኣራዊት ዝተቐየረ ጉጅለ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ንፁሃን ምቕታሉ፣ ምምዝባሉን ንብረት…

ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ መንግስቲ ክምስርት ኢዩ። ኣብቲ ዝጣየሽ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገብሮ ጉባኤ፥ ኣፈ ጉባኤን ምኽትል ኣፈ ጉባኤን ከምዝስይም ትፅቢት ይግበር። ካብዚ ብተወሳኺ ዝቐርቡሉ ሽመታት ርእሰ ምምሕዳርን ምክትል…

ብተኣማንነት ምስራሕ ትውልዲን ሃገርን ንምቅናዕ ዘሎ ተበግሶ ዘርእይ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተኣማንነት ምስራሕ ትውልዲን ሃገርን ንምቅናዕ ዘሎ ተበግሶ ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ስራሕቶም እንትሰርሑ ስርቂ እውን ንክዋግኡ ፃውዒት ምቕራቦም ብምዝኽኻር፥ ነቲ ፃውዒት…

ፀላኢ ብዝመረፆ ሜላ ውግእ ልዑል ክሳራ ይበፅሖ ኣሎ – ሚኒስቴር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝመረፆ ሜላ ውግእ ልዑል ክሳራ እናበፅሖ ከምዝኾነ ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ዳይሬክቶሬት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ክዝሓበሮ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ህፃን ክሳብ በፃሓት ብምንቅስቓስ ዘለን ዘየለን…

በዓል ስልጣን ውድድር ንግዲ፣ ሓለዋ ሸመትቲን ፍርያት ዕዳጋን ምስ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተዋሂዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)በዓል ስልጣን ውድድር ንግዲ፣ ሓለዋ ሸመትቲን ፍርያት ዕዳጋን ምስ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተዋሂዶም። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ፥ እቶም ትካላት ምስቲ ሚኒስቴር ምወሃዶም ስራሕ ንምቅልጣፍ ዘበርክቶ…

ናብ ግቡእ ተዋፊሮም ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናብ ግቡእ ተዋፊሮም ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግን ሽልማትን ሂቦም። ብኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ እቲ ክልል…