Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ፍርዲ ብክሕደት ሃገር  ኣብ ልዕሊ ዝተኸሰሱ 48 ውልቀሰባት ናይ ቅፅዓት ውሳነ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት እዚ ደቡብ ቀዳማዊ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምትሕብባር ብገበን ሃገር ክሕደትኣብ ልዕሊ ዝተኸሰሱ 48 ኣባላት እቲ እዚ ካብ 9 ኣወርሕ ክሳብ 18 ዓመትን 8 ኣዋርሕን ዝበፅሕ ፅኑዕ…

ኣብ ዞባ ሃዲያ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሃዲያ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝፀንሑ ምልምል ኣባላት ሚሊሻ ሎሚ መዓለቲ ተመሪቖም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ዋና ኣመሓዳሪ ኣይተ ማቴዎስ ሎምበሶ፥ ኢትዮጵያ ህዝባ ደለይቲ ሰላም ስለዝኾኑ ዋላ ሓንቲ መዓልቲ ኲናት…

ዓለም ለኸ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንኽገብሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ግፍዒ ዝፈፀመሎም ዜጋታት ብምድጋፍ ኣብ ጎኖም ከምዝኾኑ ከርእዩ ከምዝግባእ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣገንዚቦም። እቶም ርእሰ መምሕዳር ምስ ሓላፊት ቢሮ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት…

ኣብ ከባቢታት ወርቅ ኣምባ፣ ቡና ሜዳን ዝንጀሮ ኣፋፍን ህወሓት ዘዋፈሮም ሓይሊታት ጥፍኣት ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ መጥቃዕቲ ንምፍፃም ዝመፅ ናይ ከሓዲ ኮ/ል ኪሮስ ገ/ኪዳን ክፍለ ጦር ንባዕሉ ሓዊሱ ኣብ ከባቢታት ወርቅ ኣምባ፣ ቡና ሜዳን ዝንጀሮ ኣፋፍን ህወሓት ዘዋፈሮም ሓይሊታት ጥፍኣት ተደምሲሶም። ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ…

ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ቀፅሪ ቴፒ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም። ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ኣብ ቀፅሪ ቴፒ ንመበል 13 ግዘ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 38 ተምሃሮኡ ፅባሕ ከምርቕ ኢዩ። እቶም ተመረቕቲ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ባሂ ዓብዲ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ከባቢ ዶብ ዘሎ ጉዳይ ፀፅታን ኤምግሬሽንን ከምኡ እውን ልውውጥ ባህሊ ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ኣድሂቦም…

ደቂ ኣኒስቲዮ ከተማ ኣሶሳ ንሃገር መከላለከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣኒስቲዮ ከተማ ኣሶሳ ንሃገር መከላለከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍ ሰልፊ ሎሚ ኣካይደን። እተን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዘካየድኡ ሰልፊ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝን ንሃገር ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ዝተፈላለዩ መፈክራት ኣስሚዐን። ኣብቲ ሰልፊ ኣባላት ሊግ…

ስርናይ፣ ዘይቲ፣ ሽኮርን ሩዝመን ካብ ቀረፅን ታኽሲን ናፃ ክኾኑ ተወሰኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሕሪ ዋጋ ኣብ ሕብረተሰብ ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ስርናይ፣ ዘይቲ፣ ሽኮርን ሩዝመን ካብ ቀረፅን ታክስን ናፃ ክኾኑ ተወሰኑ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካሊኝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ሸቐጣት…

ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ምትሕብባር ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ማዕቐፍ ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚን ፖሊሲን ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ንምድጋፍ ዘኽእል ኢዩ። ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ…

ካብ ሱዳን ብኣልምሃል ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከረ ናይቲ ጁንታ ተቖፃሪ ሓይሊ ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሱዳን ብኣልምሃል ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከረ ናይቲ ጁንታ ተቖፃሪ ሓይሊ ብጅግና መከላከያ ሰራዊት ተደምሲሱ። በዚ ተልእኾ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንምትዕንቓፍ ብሱዳት ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከሩ 50 ናይቲ ግብረ ራዕዲ መልእኽተኛታትን ናይ ጁንታ ተቖፀርቲን…