Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

82 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝፈላለያ ሃገራት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ፃዕሪ ሎሚ መዓልቲ 82 ደቂ ኣንስትዮ ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገረን ተመሊሰን። እተን ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኣዚዩ ሃገሩ ዝፈቱን ንሃገሩ ካብ ልቡ ብምስራሕ ንቡዙሓት ከየንቲ ኣርኣያ ዝኾነን…

ድምፃዊ ኣለማየሁ እሼቴ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሼቴ ብሃንደበታዊ ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። “ተማር ልጄ” ብዝብል ዘበን ተሳጋሪ ደርፉ ዝፍለጥ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ፥ ፍርቂ ለይቲ 27 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ሃንደበት ከምዝዓረፈ ተሓቢሩ። ውሩይ ሙዚቀኛ ኣለማየሁ…

ናይ ፌደራል ዋና ኦዲተር ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር  ድጋፍ ገይሩ 

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሐሴ 27፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፌደራል ዋና ኦዲተር ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር  ድጋፍ ገይሩ። ምክትል ዋና ኦዲተር ወይዘሮ መሰረት ዳምጤ ኣብ ሓይሊ ምድሪ ብምርካብ እቲ ድጋፍ ንሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ ኣበርኪተን።…

ብከሓዲ ጄኔራል ምግበይ ሀይለ ዝተመርሐ ሓይሊ  ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከሓዲ ጄኔራል ምግበይ ሀይለ ዝተመርሐ  ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ኣብ ደባርቕን ዳባት ወረዳታት ኣዋሰንቲ ከባቢታት ጫንቅ፣ ጭናን ወቅንን ዝመፅአ ናይ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ሓይሊ ተደደምሲሱ፡፡ ናይ መከላከያ ሰራዊት መረዳእታ…

ወራር ግብረ ራዕዲ ኢትዮጵያውያን ብሓባር ንክለዓሉ ገይሩ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ኣደም ፋራህ 

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራርን መጥቃዕቲን ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያውያን ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ብሓባር ንክለዓሉ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ናይ ኣምሓራን ቅማንትን ህዝብታት ዘበናት ዘቑፀረ ሕውነት ብፅንፈኛታትነእ…

ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ምዃኑ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብተን ክልላት 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝኾነ…

“100 ንወገነይ” ዝተብሃለ ምትእኽኻብ ሓገዝ ካብ 1 ጳጉሜን ጀሚሩ ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክብሪ ሃገር ኣብ ግምባር እናተዋደቐ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ዝውዕለር “100 ንወገነይ” ዝተብሃለ ምትእኽኻብ ሓገዝ ካብ 1 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ። ወፍሪ…

ህወሓት ኣብ ዓፋር ወረዳ በርሃሌ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ተጎዲኦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ወረዳ በርሃሌ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ተጎዲኦም። ብኣማኢት ዝቑፀሩ ንፁሃን ብጥይት ቆሲሎም ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ኣብዓላ ሕክምና እናተገበረሎም ከምዝኾነ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ፋና…

ኣዲስ ኣበባን ቻይናዊት ከተማ ፉጃን ሕውነታዊ ከተማታት ንምምስራት ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባን ቻይናዊት ከተማ ፉጃን ሕውነታዊ ከተማታት ንምምስራት ዘኽእል ስነስርዓት ምንባር ክታም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ቤጂንግ ተኻይዱ። ኣብቲ ስነስርዓት ምንባር ክታም፥ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምውካል ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና…