Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ኣበርኪቶም፡፡
መሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣…
ሰብ ሞያ ኮሙኒኬሽን ሓድነታ ዝተጠናኸረት ሃገር ኣብ ምህናፅ እጃሞም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኮሙኒኬሽን ሓድነታ ዝተጠናኸረት ሃገር ኣብ ምህናፅ ዘለዎም ግደ ዕዙዝ ስለዝኾነ ነዚ ነኸጠናኽሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ሚኒስትር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡…
ኢትዮጵያ ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ንምዕዋት ይስራሕ ኣሎ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንምዕዋት እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ኣብ ብሄራዊ ዘተ ኮሚቴ ትካል ንግዲ ዓለም ተዳራዳሪ ዝኾኑ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳር ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ብሄራዊ…
ኣብ ሰለስተ ክልላት ዝትግበር ፕሮጀክት ተንቀሳቃሲ ክሊኒክ ሕክምናን ስነ-ምግቢን ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ዓፋርን ሶማሌን ኣብ ዝርከባ 18 ወረዳታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት ተንቀሳቃሲ ክሊኒክ ሕክምናን ስነ-ምግቢን መርሃ ግብሪ ምጅማር ተኻይዱ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሁሪያ ዓሊ÷ እቲ ፕሮጀክት…
ኢትዮጵያ ክብሪን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ክተፋልጥ እያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ባህሊ ክብሪታትን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ”ባህሊ ድልድል ኢትዮጵያ ንምትእስሳር ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ከተፋልጥ ምዃና ተገሊፁ፡፡
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለው ዓበይቲ ባህላዊ ክብርታት፣ ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን…
ኣብ ትግራይ ዘሎ ድሌት ሰላምን ለውጢን ከይኹለፉ ቃልስና ነሕይል – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)አይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ትግራይ ዘሎ ድሌት ሰላምን ለውጢን ከይኹለፍ ዝግበር ቃልሲ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ንክልተ ዓመት ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ እዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ቻይና እናካየደቶ ዘላ “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም፡፡
ኣምባሳደር ተፈራ ናይ ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ቐንዲ ኣካል ዝኾነ ብኤሌክትሪክ…
ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ኣብ ትግራይ ዘሎ ክፍተት ብምምላእ ናብ ቅድሚት ክወስዱ ይኽእሉ ኢዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ትግራይ ዘሎ ክፍተት ብምምላእ ናብ ቅድሚት ክወስዱ ይኽእሉ ኢዮም ዝብል እምነት ብብዙሓት ኣካላት ዝተኣመነ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ስነ ስርዓት ርኽክብ…
ኣቦታት ሃይማኖት ብዛዕባ ሰላም ምስባኽ ቐንዲ ተግባሮም ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታት ሃይማኖትን ኣብ ፀለቶም ይኹን ኣብ ዘረበኦም ብዛዕባ ሰላም ምስባኽ ቀንዲ ተግባሮም ክኸውን ከምዝግባእ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኦሮሚያ ኣገንዚቡ፡፡
እቲ ጉባኤ ዘሰናድኦ ኮንፈረንስ ሰላም÷”ሃይማኖት ንሰላም፣…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዓሊ የሱፍ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ ሎሚ ንጉሆ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ…