Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰንደቕ ዓላማን ሰራዊትን ካብ ቃል ክሳብ ህይወት መስዋአትነት ዝተተሓሓዘ ዝምድና ኣለዎም – ጄ/ል ጌታቸው ጉዲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዓላማን ሰራዊትን ካብ ቃል ክሳብ ህይወት መስዋአትነት ዝተተሓሓዘ ዝምድና ኣለዎም ኢሎም ጄ/ል ጌታቸው ጉዲና።
መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፥ “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን…
መዓልቲ ሰንደቕ ዓለማ ኣብ ዝተፈላለያ ኤምባሲታት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓለማ ኣብ ዝተፈላለያ ኤምባሲታት ተኸቢሩ።
ኣብ ኤምባሲታትን ኣብያተ ፅሕፈት ቆንስላን ቻይና፣ ፓኪስታን፣ ኲዌት፣ ሮም፣ ዚምባቡዌ፣ ፓሪስ፣ ጅቡቲ፣ እስራኤል፣ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ዕለት…
መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ።
መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዕላማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብዝተፋላለዩ መደባት ተኸቢሩ።
ኣብ ስነ ስርዓት ምኽባር እቲ ዕለት ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም።
እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ…
መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ።
እቲ ኣብ ክልል ጋምቤላ፣ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት፣ ሲዳማን ሃረሪን ዝተኻየደ ስነስርዓት፥ “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣…
ሰንደቕ ዕላማና ምልክት ጉዕዞ ምብራኽና ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዕላማና ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ፈጣሪ ምዃንና እነርእየሉ ምልክት ጉዕዞ ምብራኽ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ።
መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣…
መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ተኸቢሩ።
ኣተሓባባሪ ዓውዲ ምምሕዳር እቲ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ዴኤታ ብርሃኑ ፈይሳ፥ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣቦታት ብደም፣ ኣዕፅምቲን…
ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝቐረቡሉ ሰለስ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ እቲ ጉባኤ እናካየደ ይርከብ፡፡
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ቡዜና ኣልከድር ሰለስቲኦም ኣጀንዳታት ናብቲ ቤት ምኽሪ…
ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ…
ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ደንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ መደባት ክኽበር ኢዩ፡፡
እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክኽበር።…