Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብቑዕን ተወዳዳሪን ዜጋ ንምፍራይ ዝተጀመረ ጉዕዞ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓጎስን ምሕዳስን ሓዱሽ ዓመት ስዒቦም ኣብ ዝመፅኡ መዓልታት ስራሕ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ተምሃሮ፣ ን2019 ዓ.ም ዓመተ ትምህርቲ ናብ መኣዲ ትምህርቶም ይምለሱ።
ዓመተ ትምህርቲ 2019 ብዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ። ሓበሬታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ከም…
ኢትዮጵያን ብሪክስን – ዓወት ዲፕሎማሲ ንግዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል እኩብ ብሪክስ ምዃና ኣብ ዓለም ለኸ ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን መድረኻት ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተ ኮይኑ ይርከብ።
ብፍላይ ኢትዮጵያ ንዓሰርተታት ዓመታት ክትከታተሎ ዝፀንሐት መስርሕ ኣባልነት ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ንምዕዋት ካብቲ እኩብ…
ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይ ብዝተገብረ ፃዕሪ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንታት ምስሓብ ተኻኢሉ – ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ
ኣዲስ ኣበባ፣4 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይ ኣብዝተገብረ ፃዕሪ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንት ዝገብሩ ኩባንያታት ምዕባይ ተኻኢሉ ኢሉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፡፡
መራሒ ጉጅለን ፈፃሚ ስራሕ ተወካሊ ህዝባዊ ርክብን ኮሙኒኬሽንን እቲ ሚኒስቴር ካሳ ኣላምራው ንፋና ዲጂታል ከም…
ናይ 2019 ዓ.ም ሬሜዲያል መርሃ ግብሪ መእተዊ ነጥቢ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ን2019 ዓ.ም ተምሃሮ መርሃ ግብሪ ሬሜዲያል ናብ ዩኒቨርሲቲ ክኣትዉ ዘኽእሎም መሕለፊ ነጥቢ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ሚኒስቴር፤ እቲ መሕለፊ ነጥቢ ብመሰረት ውፅኢት ተምሃሮ፣ ዓቕሚ ቅበላ ዩኒቨርሲቲታትን መትከል ሃገራዊ ፍትሓዊነት…
ግድብ ህዳሰ ቀረብ ሓይሊ ብዕፅፊ ብምዕባይ ዞባዊ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ሓይሊን እናጠናኸረ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቀረብ ሓይሊ ብዕፅፊ ብምዕባይ ዞባዊ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ሓይሊን እናጠናኸረ ይርከብ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ኣሸብር ባልቻ።
እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ከም ዝገለፁዎ፤ ግድብ ህዳሰ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ቃሲም ጆማርት ቶካዬቭ ተዛትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ከምዝበልዎ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ቃሲም ጆማርት ቶካዬቭ…
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬትናም ተዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ቬትናም ሌ ሚን ሁንግን ተዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ ኣብ ጎድማ ጎድኒ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬትናም ሌ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ብምድሃብ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዙፋ ኣቡ ዳቢ ተዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዙፋን ኣቡ ዳቢ ልኡል ሼኽ ካሊድ ቢን ሙሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ ጎድና ጎድኒ መበል 18 ጉባኤ…
ብቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ዝተመጎሰ እጃም ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብመሪሕነት መንግስቲ መደመር ዝጀመረቶ ጉዕዞ ብራኸ ዲፕሎማሲ ካብ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ዞባን ኣህጉርን ሓሊፉ ዓለም ለኸ ፅዕንቶኣን ተሰማዕነታን እናጉለሀት ትቕፅል ኣላ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ፤ ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ…