Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣባላት እቲ ኤጀንሲ ንሰራዊት ምክልኻል ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝልግሱ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ኣባላትን ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ንሰራዊት ምክልኻል ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝልግሱ ኣፍሊጦም። እቲ ሓገዝ ኣብ ፍቓድ ዝተመርኮዘ ከምዝኾነ ዝሓበሩ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ፥ ኣብ ዝሓለፉ…

መንግስቲ ጀርመን ኢትዮጵያ እናገበረቶ ትርከብፃዕሪ ንኽድግፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንና ፈተውቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ጀርመን ኢትዮጵያ እናገበረቶ ትርከብፃዕሪ ንኽድግፍን ኣብ ዳግመ ህንፀት  ንኽሳተፍን ብደብዳበ ሓቲቶም። እቲ ደብዳበ ኣብ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ንጀርመን ዝወከሉ…

ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ፕሬዚዳንት በዓል መዚ ባህሊን ሓድጊን ባህሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ፕሬዚዳንት በዓል መዚ ባህሊን ሓድጊን ባህሬን ሜይ ቢንት መሓመድ ኣልከሊፋ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ናይ ክልቲአን ሃገራት ሕውነታዊነት፣ ባህሊክብሪን ርክብን ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ኣድሂቦም…

ንግድብ ህዳሰ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 272 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ንግድብ ህዳሰ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 272 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ኤጀንሲ ዳይሳፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ካብ ዳያስፖራ ካብ ሓምለ ክሳብ…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔቴ ዌበር ተዛቲየን። ወይዘሮ ሙፈሪያት ኣብ ዘተአን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን። ሕበረት ኣውሮፓ…

ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሠራዊት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሠራዊት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ካብቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ ናይ ሃገር ሽማግለታትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣረኪቦም። በዚ እውን ግምታዊ ዋገኦም 2 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ 55 ሰንጋታት…

ብሽፋን ገበርቲ ሰናይ ሽርሒ ዝሽርቡ ትካላት ዝቃወም ወፍሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽፋን ገበርቲ ሰናይ ሽርሒ ንዝሽርቡ ትካላት ዝቃወም ወፍሪ ተጠናኺሩ የቕፅል ኣሎ ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ገፁ፥ "ሓገዝ ምግቢ ንህወሓት ኣይሃብናን፤ እቲ ጉጅለ ሰሪቑ ክኸውን ይኽእል እንጂ" ዝብል መግለፂ…

ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ  ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ካብ መንበሪኦም ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት  ድጋፍ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ  ብጦርነት ምኽንያት ተፈናቒሎም ኣብ ደሴ ከተማ ንዝርከቡ ወገናት ኢዩ ድጋፍ ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ድጋፉ ድማ ካብ 1…

ንወፍሪ ህልውና ካብ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ንወፍሪ ህልውና ካብ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ጥራሕ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሰራሕተኛታት መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ሓደ ዓመት ዝኽፈል ናይ ሓደ ወርሒ መሃይኡ…

ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝግም ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሓገዝ ገይሩ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብዝገበሮ ወረራ ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ኢዩ እቲ…