Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንመከላከያ ሰራዊት ደም ከምዝለገሱ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ኪነጥበብን ሰብ ሞያን ምንባር ዝኽእሉ ሃገር እንትነብር ኢዩ-ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኦሮሚያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኪነጥበብን ሰብ ሞያን ምንባር ዝኽእሉ ሃገር እንትነብር ኢዩ ክብል ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኦሮሚያ ገሊፁ።
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ቢሮ ምስ ማእከል ባህሊ ኦሮሚያን ኣርቲስታት ኦሮሚያን ብምዃን ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ሎሚ መዓልቲ ደም ለጊሶም።…
ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ገንዘብ ብናይ ሕሶት ሰነድ ንምውፃእ ዝፈተኑ ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ገንዘብ ብናይ ሕሶት ሰነድ ናብ ካሊእ ኣካውንት ብምዝውዋር ምዝበራ ንምፍፃም ዝፈተኑ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ምድብ ኣራዳ ቀሪቦም።
እቶም ተጠርጠርቲ መሰል ዋሕሶም ክኽበረሎም ንቤት…
ምስ እዋናዊ ኩነታት ተተሓሒዙ ዝግበር ስወራ ታክሲ ንምክልኻል እኹል ምድላው ተገይሩ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ከም ኣጋጣሚ ብምጥቃም ምጭብርባር ታክሲ ንምግባር ዝፍትኑ ዝተወሰኑ ትካላት ከምዘለዉ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ነዚ መሰረት ብምግባር ድማ እቲ ሚኒስቴር ምስ ምርመራ ቢሮ ፖሊስ ፌዴራልን ዓቃቢ ሕጊን ብምዃን ምጭብርባር ታክሲ…
መፃኢ ግዘ ሓምለዋይን ውሕስና ምገቢ ነረጋግፀሉን እዋን ክኸውን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዘሳለጥናዮም ስራሕቲ ሕርሻ እንተደጊምናዮ መፃኢ ግዘ ሓምለዋይን ውሕስና ምገቢ ነረጋግፀሉን እዋን ክኸውን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም…
መምህራንን ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን ዩንቨርስቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መምህራንን ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም።
እቶም ሰራሕተኛታት፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምድሓን ሀይወቱ እንትስውእ ንሕና እውን ብእንኽእሎ ኣብ ጎኑ ክንከውን ይገባእ ኢሎም።
በዚ ድማ…
ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ንህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ከምኡ እውን ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ።
ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ወላይታ ዶክተር እንድርያስ ጌታ ኣብቲ እዋን፥ ኢትዮጵያውያን ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን…
ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ንተመዛበልቲ ወገናትን ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ።
ምክትል ፕሬዚዳንት ኣገልግሎት ምርምር ማሕበረሰብ እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ሰለሞን ከምዝገለፁዎ፥ ህወሓት ዝሓለፈ በደሉ ብይቅርታ እንትሕለፍ…
“ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር ሉዓላዊነታ ንምቕፃል ክንቃለስ ኢና” ምልምል ደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ሰራዊት
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ናይ ቀደም ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር ሉዓላዊነታ ንምቕፃል ናይ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል ክንቃለስ ኢና” ክብላ ኣብ ጦላይ መሰልጠኒ ማዕኸል መሰረታዊ ናይ ውትድርና ስልጠና ዘርከባ ምልምል ኣባላት ደቂ ኣኒስቲዮ ገሊፀን።
ንግዜኢ…
ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን እናበፅሐ ዝርከብ ግፍዒ ዝኹንን ሰልፊ ተቓውሞ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ስዑድ ዓርብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን እናበፅሐ ዝርከብ ማእሰርቲ፣ ግፍዒን መከራን ዝኹንን ሰልፊ ተቓውሞ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ስዑድ ዓረብ ተኻይዱ።
ኣነ እውን ንወገነይ ድምፂ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ተቓውሞ፥ ኣብ…