Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብስለት ብዝተመልኦ ኣካይዳ ይትግበሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብስለት ብዝተመልኦ ኣካይዳ እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካሊኝ ገሊፆም። ዶክተር ኢዮብ እዚ ዝበሉ፥ እናተተግበረ ኣብ ዝርከብ ምምሕያሽ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ፣…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ካብ 12 መስከረም ክሳብ 5 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም እዚ ዓመት ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ካብ 12 መስከረም ክሳብ 5 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝኽበር ተገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ-ጥበባትን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ፋይዛ መሓመድ፥ ብብርኪ ዓለም ንመበል…

ሕፅረት ምግቢ ከምዘጋጠሞም ኣብ ከባቢ ድሬ ሮቃ ዝርከቡ ጫካታት ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከባቢ ድሬ ሮቃ ዝርከቡ ጫካታት ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ ሕፅረት ምግቢ ከምዘጋጠሞም ገሊፆም። እቶም መዛበልቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዕስለ ኣምበጣ፤ ሎሚ ዘበን ድማ ብኽፋእ እቲ ግብረ ራዕዲ ዘፍረዩዎ…

ዩኒሴፍ ንመምርሒ ትምህርቲ ሓገዝ ድንኳን ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምዕሩይ ንምግባር ዝሕግዝ ድንኳ ንመምርሒ ትምህርቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ጌታቸው ቢያዝን ከምዝገለፁዎ፥ ካብ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ንመፅለሊ እናተጠቐሙሉ…

ዋና መስመር ሱዳን ብምቁፅፃር ኮሪደር ንምኽፋት ዝተመነየ ፀላኢ ሓፈሻዊ ሕልሙ ፈሺሉ – ብርጋዴር ጀኔራል ናስር አባዲጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መስመር ሱዳን ብምቁፅፃር ኮሪደር ንምኽፋት ደልዩ ዝነበረ ፀላኢ ሓፈሻዊ ሕልሙ ከምዝፈሸለ ዋና ኣዛዚ 8ይ መካናይዝድ ክፍለ ጦር ብርጋዴር ጀኔራል ናስር አባዲጋ ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ቲሃ ቁፅሩ ካብ 1 ሺሕን 200 ክሳብ 1…

ኣብ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 101 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ 5 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ክሳብ 6 መስከረም 2014 ዓ.ም ልዕሊ 101 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ካብ ሃገር ክወፅኡን ናብ ውሽጢ ሃገር ከኣትዉን…

ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ንፀገም ኣገልግሎት ጥዕና ተቓሊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ኣብ ልዕሊ ትካላት ጥዕናን መሰረተ ልምዓታትን ብዘብፀሖ ዘረፋን ዕንወትን ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ንፀገም ኣገልግሎት ጥዕና ከምዝተቓልዑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…

ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት እናተረኸቡ ንዝርከቡ ዓወታት ብፅሒት ቀረብ ሎጂስቲክስ ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላኢ ሃገር ዝኾነ ጉጅለ ህወሓት ንምድምሳስ ዝተፈላለዩ ሎጂስቲክሳት ብግቡእ ምቕራቦም እናተረኸበ ንዝርከብ ዓወት ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ ሓላፊ ሎጂስቲክስ ግምባር ደብረ ዘቢት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ኮሎኔል ኣለባቸው ብዙነህ ገሊፆም። ቀረብ…

ጉባኤ ሴክተር ዘፈር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሴክተር ዘፈር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ካብ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ዓውዲ ከምኡ እውን ዕድመ…

ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና 19 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲ ወገናትን ዝውዕል 19 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። መንእሰይ ወለዶ ኣብ ወፍሪ ህልውና ናብ ግምባር ከይዱ ካብ ምስላፍ ሓሊፉ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲን ዝገብሮ ሓገዝ…