Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንመከላከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍን ምስጋናን መርሃ ግብሪ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመከላከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍን ምስጋናን መርሃ ግብሪ ተኻይዱ።
እቲ መርሃ ግብሪ ብኢትዮጵያ ኩዕሶ እግሪ ፌደሬሽን ዝተዳለወ እንትኸውን፥ "እግር ኳሳችን ለሰላማችን" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ዕላምኡ ድማ፥ ደገፍቲ ስፖርት ናይ…
ኣብ ኢትዮጵያ ሰብዓዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ብሪታኒያ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ኢያ- ፍሉይ ልኡኽ ብሪታኒያ
ኣብ ኢትዮጵያ ሰብዓዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ብሪታኒያ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ኢያ- ፍሉይ ልኡኽ ብሪታኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ገንዘብ ሚንስትር ዴኤታ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝን ያስሚን ዎሃብረቢን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ብሪታኒያ ኒክ ዳየር ኣብ ሰብዓዊ ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡…
ናይ መፅንሒ ጊዜኦም ንዝሸፈኑ ኣባላት ሰራዊትናይ ማዕረግ ምልባስ ስነ ስርዓት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሁርሶ ኮንቲጀንት መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ዝርከቡ ናይ መፅንሒ ጊዜኦም ንዝሸፈኑ ኣባላት ሰራዊትናይ ማዕረግ ምልባስ ስነ ስርዓት ተኻይዱ።
ናይቲ ኮንቲጀንት መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ቤት ኣዛዚ ኮሎኔል ኣዲሱ ተርፋሳ፥ ብኣፈፃፅማ ስርሐም፣ ስነ…
ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ዝኽእሉ መሳርሕቲታት ኢንፎርሞሽን ቴክኖሎጂ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ዝኽእሉ ዘይተፈቐዱ መሳርሕቲታት ኢንፎርሞሽን ቴክኖሎጂን መሳርሒታት መጭበርበርቲ ቴሌኮም ከምዝተትሓዙ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ደሕንነትን ኣፍሊጡ።
እቲ ኤጀንሲ ኣብ 2013 ዓ.ም ጥራሕ ብፍላይ…
ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኤርትራዊያን ስደተኛታት ድጋፍ ንክገብር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኤርትራዊያን ስደተኛታት ድጋፍ ንክገብር ተሓቲቱ።
ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስተኛታት ምውፃእ ብዘይምኽኣሉ ስግኣት ከምዝፈጠረሎም ተዘሪቦም።
እቲ ኮምሽን ብግድኡ ጉዳይ አቶም ስደተኛታት…
ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘካተተ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ንኽህሉ ይስራሕ ኣሎ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘካተተ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ንኽህሉ እናተሰርሐ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን።
“ናብ ሓዱሽ ጉዕዞ” ብዝብል ብኣሰናዳእነት ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ንዘሓለፈ ሓደ ዓመት እናተኻየደ ዝነበረ መዛዘሚ ቀዳማይ…
20 መስከረም ንዝካየድ መረፃ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)20 መስከረም ንዝካየድ መረፃ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣማኻሪት ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቦርድ ሶሊያና ሽመልስ ከይዲ ምድላው እቲ መረፃ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝተናወሐ መረፃ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን…
ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን ኣድሂቡ ገምጋም ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን መላእ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ገምጋም ኣካይዱ።
ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ኣኼባ ፀፅታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ክሕልዉ ኣብ ዘኽእሉ ቀፀልቲ ተግባራት…
ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ናብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ተፀምቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ናብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ተፀምቢሮም።
ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ኢትዮጵያ ኣብ መደረኽ ዓለም ዘለዋ ተቐባልነትን ምስሊን…
ኣብ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብስለት ብዝተመልኦ ኣካይዳ ይትግበሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብስለት ብዝተመልኦ ኣካይዳ እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካሊኝ ገሊፆም።
ዶክተር ኢዮብ እዚ ዝበሉ፥ እናተተግበረ ኣብ ዝርከብ ምምሕያሽ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ፣…