Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ ናፅነታ ኣይፈርስን – መናእሰይ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ተውፃእፂኦም ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ድሉዋት ዝኾነ መናእሰይ ኣብ ከተማ ሃረማያ ምፍናው ተገይሩሎም።
ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ መኸታ ኣፍሪካ ከምዝኾነ ዝገለፁ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሑሴን ፈይሶ፥ መናእሰይ ናብዚ…
ኣመንቲ ወንጌል 300 ሺሕ ብር ዝግመት ንህፃናት ዝኸውን ምግቢ ንተመዛበልቲ ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኣመንቲ ወንጌል 300 ሺሕ ብር ዝግመት ንህፃናት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ኣብ ከተማ ደሴ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ኣበርኪቶም።
እቶም ኣመንቲ ንተመዛበልቲ ወገናት ሓገዝ ንምግባር ብምሕሳብ ንህፃናት ዝኸውን ሕሩጭ፣ ሴሪፋምን ፓስታን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ንሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ሓገዝ ገይሮም።
እቶም ሰብ ሃፍቲ፥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም 40 ሰንጋታት ኢዮም ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሱ…
ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ልዕሊ 170 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ልዕሊ 143 ሚሊየን 72 ሺሕን 869 ብር ብጥረ ገንዘብ፣ ልዕሊ 28 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ሓገዝ ምግባሩ ዋና ኣነሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ገሊፆም።
ህዝቢ እቲ ዞባ ከም ሃገር ዝተፈነወ…
ኣብ ከተማ ቆቦን ከባቢኣን ብሓይሊታት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሲቪል ሰባት እናተፈፀመ ዝርከብ መጥቃዕቲ ከምዘተሓሳሰቦ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቆቦን ከባቢኣን ብሓይሊታት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሲቪል ሰባት እናተፈፀመ ዝርከብ መጥቃዕቲ ከምዘተሓሳሰቦ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ትሕቲ ወራር ህወሓት ዝርከባ ከባቢታት ኣብ…
ሙሩኻት እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣደታት ትግራይ ደቀን ናብ ኲናት ከይልእኻ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወገን ቲሃ ሸሊኾም ዝነበሩር ብሰራዊት ምክልኻል ዝተማረኹን ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ኣደታት ትግራይ ደቀን ናብ ኲናት ከይልእኻ ሓቲቶም።
ኣብ ሱዳን ወታደራዊ ስልጠና ወሲዶም ብወገን ቲሃ ኲናት ብምኽፋት ከተማ ጎንደር ንምቁፅፃር ዕላማ ከምዝነበሮም ኢዮም…
ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምምካት ተዳሊና ኢና – መናእሰይ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋን ከተማ ወሊሶን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምምካት ከምዝተዳለዉ መናእሰይ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋን ከተማ ወሊሶን ገሊፆም።
ካብቲ ዞባን ምምሕዳር ከተማ ወሊሶን ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት…
ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ናብ ወረዳ ደላንታ ዝኣተወ ሓይሊ ጁንታ ይውቃዕ ኣሎ – ምምሕዳር እቲ ዞባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ናብ ሰለስተ ጣቢያታት ወረዳ ደላንታ ዝኣተወ ሓይሊ ጁንታ ካብቲ ከባቢ ንምልቃቕ ልዑል ቃልሲ እናገበረ ከምዝኾነ ምምሕዳር እቲ ዞባ ገሊፁ።
ብከባቢታት ወረባቦን ተሁደሬን ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ሓይሊ ተወቒዑ ከምዝወፅአ ዝገለፁ…
ዓቃቢ ሰላም መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብብቕዓት ክዋፃእ ዝኽእል ኢዩ – ጉጅለ ውሕመ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብዬ ዝርከብ ዓቃቢ ሰላም መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብብቕዓት ክዋፃእ ኣብ ዘኽእሎ ቁመና ከምዝርከብ ጉጅለ ኢኒስፔክሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣረጋጊፁ።
ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ ኮሎኔል ሌንጮ…
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ንኽንበር ዘመሓለለፉዎ ትእዛዝ ክስርዙ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮ-ኣሜሪካውያን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ክንበር ዘመሓላለፉዎ ትእዛዝ ክስርዙ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮ-ኣሜሪካውያን ሓቲቱ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኩነታት ኢትዮጵያ ዘየገናዘበ ዝበሎ እቲ…