Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

እዚ ምዕራብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ብኹለመዳይ ኣውዲ ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ – ብ/ጀነራል ሰይድ ትኩዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ብኹለመዳይ ኣውዲ ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ብርጋዴር ጀነራል ሰይድ ትኩዬ ገሊፆም። እቶም ምክትል ኣዛዚ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ዝርከብ ቀረብ ሎጂስቲክስ ኣመልኪቶም…

ኣፈ ጉባኤታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ምስ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህን ምስ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ተዛቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዋ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ…

ኢትዮጵያውያን ካብ ቁርሶም ቀኒሶም ንተፈናቐልቲ ክበፅሑሎም ይግባእ-ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወ/ሮ ሽታዬ ምናለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ካብ ቁርሶም ቀኒሶም ንተፈናቐልቲ ክበፅሑሎም ይግባእ ክብላ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ብት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ወ/ሮ ሽታዬ ምናለ ፃውዒት ኣቕሪበን። ወይዘሮ ሽታዬ ምናለ ሓዊሱ ሚኒስትረት ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ነይ ኣዲስ አበባ ከተማ ምምሕዳር…

ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ “የነጩ ፖስታ ጎርፍ ለነጩ ቤተመንግስት” ምንቕናቕ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ "የነጩ ፖስታ ጎርፍ ለነጩ ቤተመንግስት" ምንቕናቕ ተሳቲፎም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያን ከፍርሳ ኢየ ኢሉ ብምልዓልን  ህፃናት ሓዊሱ ብምስታፍን ብዝኸፈቶ ጦርነት ብዙሓት ሰብዓዊን  ቁሳዊን ጉድኣት…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ብኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ብምርካብ ኣዘራሪበን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጳያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ካብ ፍልፍሉ ንምስማዕን ንምድራቕን ብምምፅአን…

ተጫወትቲ ባህላዊ ሙዚቃ ኣብ ግንባር ብምኻድ ሓየለ ፀጥታ ኣለዓዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣርቲስት  ሰማኸኝ በለውን ዋኘው አሸናፊን ኣብ ግምባር  ብምርካብ  መከላከያ ሰራዊቱ፣ ፍሉይ  ሓይሊ፣ ፋኖን ሚሊሻንኣለዓዐለም። ንኢትዮጵያ ክብሪ እንትበሃል ኣብ ጫካን ገደልን ዝዋደቑ ዘለዉ ንኹሎም ኣባላት ሰራዊ ክብሪን ምስጋናን ይግባእ ኢሎም።…

ኣብ ኣምሓራ  ክልል ህወሓት ልዕሊ 20  ሆስፒታላትን  277 ናይ ጥዕና ጣቢያታትን ኣውዲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ሚንስቴር ዲኤታ ጥዕና  ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ግጅለ ልእኽ ጉድኣት ዝበፅሖም ናይ ጥዕና ትካላት ጎቢኒዮም፡፡ ኣብቲ ዑደትካብ ጥዕና ሚኒስትር ፣ ሕብረተሰብ ጥዕና ኢንስቲትዩትን ኣምሓራ ክልል ጥዕና ቢሮንዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ”የነጩ  ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት”  ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ኣባላት ካቢንኤንን "የነጩ  ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት"  ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ኣጀሚሮም። "የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት"  ብዝብል ሃገራቲ ወፃኢ ብፍላይ…

ላ/ኤታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ዕዝ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጅን ዝተመዝገቡ ዓወታትን ተዛቲዮም

<span;>ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)<span;> ላዕለዋየዕ ኤታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ዕዝ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጅን ዝተመዝገቡ ዓወታትን ተዛቲዮም። <span;> ኢትዮጵያ ንምፍራስ ምስ ናይ ወፃኢ…

ኣሜሪካ ሉኣላውነት ኢትዮጵያን ግዝኣታዊ ሓድነትን ንምሕላው ዝካየድ ዘሎ ተግባራት ከምእትድግፍ ኮንግረንስ እታ ሃገር ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስረም፣ 14 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስናይ ኣሜሪካ ናይ ኮንግረስ ኣባላት ተዛቲዮም። ነቶም ኣባልት ኮንግረንስ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር እተካይደ ብዛዕባ ዘላ ተግባር መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣባላት ግጅለ ልኡኽ…