Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መሳርሒ እኩይ ተግባር ሽርሐኛታት ንዘይምዃን ምጥንቃቕ ይግባእ – መንግስቲ ክልል ደቡብ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳርሒ እኩይ ተግባር ሽርሐኛታት ንዘይምዃን ምጥንቃቕ ከምዝግባእ መንግስቲ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ ኣተሓሳሲቡ።
መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ።
ህዝቢን መንግስቲን ክልል ደቡብ…
ኣብ ደቡብ ክልል ካብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ዝተውፃእፅኡ ምሁራት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክልል ካብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ዝተውፃእፅኡ ምሁራት ኣብ ደቡብ ኦሞ ዞቦ ቱርሚ ከተማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ።
እቲ ሰለ ጂንካ ዩኒቨርሲቲን ናይ ደቡብ ክልል መንግስትን ብሓባር ኢዮም ኣዳሊየምዎ።
ሓላፊ ቢሮ ባህሊን…
ናይ ኣምሓራ ፖሊስ ኮሌጅ ዘሰልጠኖም ፍሉይ ሓይሊ ፖሊሳት የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣምሓራ ፖሊስ ኮሌጅ ዘሰልጠኖም ፍሉይ ሓይሊ ፖሊሳት የመርቕ ኣሎ ክብል ናይ ኣምሓራ ፖሊስ ኮሚሽን ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ኣብ ኢትዮጵያ ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝስለፉ ነበርቲ ከተማ ድሬዳዋ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዘንፀላለዋ ሓደጋ ንምድሓን ኣብ ጎኒ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ከምዝስለፉ ነበርቲ ከተማ ድሬዳዋ ገሊፆም።
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክንዲ ዘድሊ ርሕቐት ክንጓዓዝ ኢና፤ ዘድሊ መስዋትነት ክንከፍል ኢና ብዝብል መሪሕ…
ኪነ ጥበብ ኩሉ ጊዘ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጀግንነት ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኪነ ጥበብ ኩሉ ጊዘ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጀግንነት ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓሐፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ መሰጠኒ ማእኸላት ዝግጅቶም ንዘቕረቡ ሰብ ሞያታት…
ኢትዮጵያ ፍርቂ ሚሊየን ሓገዝ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ 500 ሺሕ ዶዝ ኣስታራዜኒካ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ንኢትዮጵያ ለጊሳ።
እቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ አሌክስ ካሜሮንን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ።
ናይቲ ማእኸል ዋና አዛዚ ኮሎኔል ዋለልኝ ታደሰ÷ ብዓብዪ ሞራልን ወነን እምቢ ንሃገረይ ኢሎም ሃገሮም ብቅንዕናን ተኣማንነትን ንምጉልባት…
ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ብጀግንነት ክነኽብር ኢና – ምልምል ወታደራት
<span;>ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ህወሓት ኣሸባሪ ሓይሊ ብምጥፋእ ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ብጀግንነት ንምኽባር ከምዝተዘጋሠዉ ኣብ ጦላይ ማሰልጠኛ ማእኸል መሰረታዊ ውትድርና ዝሰልጥኑ ምልምል ወታደራት ገሊፆም።
<span;>ካብ ብሄራዊ ቴኣትርን…
ህወሓት ይኹን ኦነግ ሸኔ ናይ ሃገር ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ሓደጋ ንከየውድቑ ብቑርፀኝነት ንሰርሕ ኣለና-ኣይተ ደስታ ሌዳሞ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ይኹን ኦነግ ሸኔ ናይ ሃገር ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ሓደጋ ንከየውድቑ ብቑርፀኝነት ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፀም።
ኣይተ ደስታ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ዝነበራ ሰላም ነብ ኢዳ ክሳብ…
ዩኒሴፍ ኣብ ደባርቅን ደሴን ንዝርከቡ ተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ህፃናት ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ደባርቅን ደሴን ንዝርከቡ 9 ሺሕን 130 ተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ድጋፍ ምግቢ፣ ጥዕና፣ ንፁህ ማይ መስተን ንፅህና መሐለዉን ዘካተተ ኢዩ።
ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ሓገዝ ተበፃሒ…