Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“ምስ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ውፅኢታዊ ልዝብ ኣካይድና” – ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ዝርከባ ሃገረ ስብከታት ጳጳሳት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዛዘካየዱ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ዝርከባ ሃገረ 12 ስብከታት ሊቃነ ጳጳሳት ኣፍሊጦም።
ኣብ ዝሓለፉ ኣክልተ መዓልቲታት ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣሜሪካ እናተዛተዩ ዝፀንሑ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ…
ንህልውና ሃገር ብሓባር ደው ብምባል ዕላማ ጁንታ ንምኽሻፍ ድልዋት ኢና ክብሉ መናእሰይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነህልውና ሃገር ብሓባር ደው ብምባል ዕላማ ጁንታ ንምኽሻፍ ድልዋት ኢና ክብሉ መናእሰይ ከተማ ደሴ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ገሊፆም።
እቶም ስልጠነኦም ዝወድኡ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ፃንሒት ዝገበሩ መናእሰይ÷ ከባቢኦምን ሃገሮምን ንምሕላው ዘኽእል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ደረጃ ንታሕቲ ዝተብሃላ 11 ኣብያተ ትምህርቲ ኣፍልጦአን ተሰሪዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ደረጃ ንታሕቲ ዝተብሃላ 11 ኣብያተ ትምህርቲ ኣፍልጦአን ተሰሪዙ።
ዋና ኣካያዲት ስራሕ በዓል መዚ ምርግጋፅ ፅርየት፣ ሙያዊ ብቕዓትን ምዘናን ትምህርቲን ስልጠና እታ ከተማ ወይዘሮ ሸዊት ሻንካ ከምዝበለኦ፥ ኣብታ…
ኣብ ግንባር ወሎ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ይድምሰሱን ኢዶም ይህቡን ኣለዉ-መኮንናት ጦር እቲ ግንባር
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግንባር ወሎ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ይድምሰሱን ኢዶም ይህቡን ኣለዉ ክብሉ መኮንናት ጦር እቲ ግንባር ተዛሪቦም።
ኣብቲ ግንባር ዕጡቓትን መሳሪያታትን ፀላኢ ይማረኹን ይድምሰሱን ፀላኢ ልዑል ሰብኣዊን ቁሳዊን ኪሳራ ይበፅሖ ምህላዉ…
“ካብ ዘለኒ ነክየ ንምኸተ”
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ “ካብ ዘለኒ ነክየ ንምኸተ” ብዝብል መሪሕ ቃል ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም።
ነባር ጉዱኣት ኣካል፣ ተሃድሶ ጉዱኣት ኣካልን ኣረጋውያንን ማእኸላት ልምዓት ተጎዳእቲ ማሕበራዊ ፀገማትን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን…
ሰብ ሃፍቲ ትርፎም ጥራሕ ካብ ዝሓስቡ ሃገር ከድሕኑ ይግባእ – ኣይተ መላኩ ኣለበል
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ፈተና ዝበፅሖን ፈታኒን ስለዝኾነ ብፍላይ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ትርፊ ጥራሕ ካብ ዝሓስቡ ሃገር ከድሕኑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣተሓሳሲቦም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ስልጣን ኣብ ዝፀንሐሎም 27 ዓማውቲ፥…
ብፁኣን ሊቀ ጳጳሳት ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ዝርከቡ ናይ 11 ኣህጉረ ስብከታት ብፁኣን ሊቀ ጳጳሳት ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ተራኺቦም ተዛቲዮም።
እቶም ሊቃነ ጳጳሳት ኣብ ዘተኦም፥ ወድዓዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ነቶም ኣባላት…
ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ – ባቱ መስከረም 10 ኣገልግሎት ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ - ባቱ መስከረም 10 ኣገልግሎት ከምዝጅምር ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ፥ 92 ኪ.ሜ ዝሽፍን ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ - ባቱ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው…
ሰራሕተኛታት ፋና ኤፍኤም 94.0 ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ፋና ኤፍኤም 94.0 ኣብ ወፍሪ ህልውና ብምስላፍ ደም ንዘድሊዮም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊን ደም ለጊሶም።
ሃገር ንምኽባር ኣብ ግንባር ዝቃለሱን ህይወት ዝኸፍሉ ዘለዉን ኣባላት ሰራዊት ደም ብምልጋሶም ሕጉሳት…
“ኣብ ጠፈር ዝተመስረቱ ቴክኖሎጂታትን መተግበሪታትን ንዘላቒ ልምዓት”
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ምስ ዩንቨርስቲ ወላይታ ብምትሕብባር “ኣብ ጠፈር ዝተመስረቱ ቴክኖሎጂታትን መተግበሪታትን ንዘላቒ ልምዓት” ብዝብል ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ከኣካላት ብምዃን ሃገራዊ ጉባኤ የካይድ ኣሎ።
ዋና…