Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፍሪ ፊልትማ ተዛቲዮም።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዞባ ኣብ ዝምልከቱ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስቶም ፍሉይ ልኡኽ…
ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ክተት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ክተት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም።
ስለዝኾነ ድማ ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ ምባሎም ኣሚኮ ፀብፂቡ።
ንወፍሪ ህልውና ካብ ስሩዕ…
ዩኒቨርሲቲ ወሎ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዓውደ ኲናት ንዝርከቡ ጀጋኑ ስንቂ የዘጋጁ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዓውደ ኲናት ንዝርከቡ ጀጋኑ ዝኸውን ስንቂ የዘጋጁ ኣሎ።
ሰራሕተኛታት እቲ ዩኒቨርሲቲ ህይወት እናሃቡ ንዝርከቡ ጀጋኑ ኩለመዳይ ሓገዝ ብምግባር ፍፃመ እቲ ግብረ ራዕዲ ከምዘቀላጥፉዎ ገሊፆም።…
ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ደገፍ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ጁንታ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ስዒቡን ብሓደጋ ውሑጅን ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ደገፍ ይግበር ኣሎ።
ምክትል ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምግቢ ውሕስናን ምክልኻልን ሓደጋ እቲ ክልል ወይዘሮ ኩልሱማ ቡርሃባ ንፋና ሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዓወት ግንባር ዓፋር ኣብ ግንባር ምዕራብ እውን ተጠናኺሩ ቀፂሉ
ኣብ ኣምሓራ ክልል ኣብ ምዕራብ ግንባር ኣብ ዛሬማ፣ ጨው በርን በር ማሪያምን ዝተብሃሉ ከባቢታት ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ፤ ናይ ኣየር ሓይሊ ፣ ንሰራዊት ደጀን ዝኾነ ናይ ኣምሓራ ህዝቢ፣ ናይቲ ክልል ፍሉይ ሓይሊን ዕጡቕን ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ ሽብርተኛ ህወሃት ዕጡቕ ጉጅለ ብዝወሰድዎ ስጉምቲ እቲ…
ጁንታ ንህፀናት ኣደንዛዚ እፅ ብምሃብ ንሞት ይዳርጎም ኣሎ-ኢዱ ንመከላከያ ዝሃበ ህፃን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ንህፀናት ብምግዳድ ናብ ጦርነት ድሕሪ ምውሳዱ ኣደንዛዚ እፅ ብምሃብ ንሞት ይዳርጎም ከምዘሎ ኢዱ ንመከላከያ ዝሃበ ህፃን ኣረጋጊፃ።
ናይ 13 ዓመት ህፃን ግርማይ ብሩ ኣብኡን እንኡን ምሟቶም ስዒቡ ኣብ ጎደና ዝነብር ዝነበረ ኢዩ።
እቲ…
“ፀሓይ ሕሶት እንትትጠልቕ መፃወዲያ ሽርሐኛታት ክብጠስ ኢዩ!!”
ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተውሃበ መግለፂ
ኩሉ ግዘ ቅድሚ ምውግሑ ዓሚቕ ፀልማት ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ስግግር ምሸትን ወጋሕታን ዘይሓለፈ ወለዶ የለን። ብርቱዕ ፀልማት ዋግዋጎ ወጋሕታ ዘብስር ስለዝኾነ፣ እቲ ምሸት መሲዩ እንተተረፈኸ? ወይ ድማ ወጋሕታ እንተዘይመፅአኸ?’ ኢልና…
ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ቀፅሪ ሻሸመኔ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 178 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘፈር ትምህርቲ ቢዝነስ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ ዘሎ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት…
ጉጅለ ጥፍኣት ጁንታ ንመወዳእታ ግዘ ንምቕባር ተሓባቢርና ንስራሕ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ጁንታ ንመወዳእታ ግዘ ንምቕባር ተሓባቢርካ ምስራሕ ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ግብረ ራዕዲ ህወሓትን…
ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹን ሰልፊ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹን ሰልፊ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ኣካይዶም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም።…