Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 13 ሓደሽቲ ኣውሮፕላናት ዓዲጉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሰርቪስ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እዚ ዓውዲ ቱሪዝም፣ ትራንስፖርት፣…
ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ፍሪያት ጋዝ ንመጀመሪያ እዋን ናብ ዕዳጋ ክተቕርብ ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ዓውዲ ኣብዚ ዓመት 12.8 ሚኢታዊ ዕብየት…
ሎሚ ዘበን 23 ሚሊየን ኢትዮጵያዊያን ካብ ሴፍቲኔት ወፂኦም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ይህቡ ኣለዉ፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምላሾም ኣብ መፈለምታ እዚ ዓመት ናይ ኢትዮጵያ ናይ ምብራኽ እዋን ምዃኑ ምግላፆም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ሎሚ መብርሂ ክህቡ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ መንግስቲ ትልሚ 2017 ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት…
40 ሰብ ሞያ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዓለም ለኸ ምስክር ወረቀት ተዋሂቡዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፅሬት ቁፅፅርን ምሕደራ ስግኣትን ሴኪዩሪቲ ኣቪዬሽን ዝሰልጠኑ 40 ሰብ ሞያ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዓለም ለኸ ምስክር ወረቐት ተዋሂቡዎም፡፡
ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን (ICAO)…
ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ሰነድ ስምምዕነት ሽግሽግ ክፍሊት ልቓሕ ተፈራሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እፎይታ ዝህብ ሰነድ ስምምዕነት ሽግሽግ ክፍሊት ልቓሕ ምስ ኣለቃሕቲ ኮሚቴ ተፈራሪማ፡፡
ሚኒስቴር ገንዘብ ከምዝገለፆ እቲ ስምምዕነት ብሽግሽግ ዕዳ ሓበራዊ ማዕቐፍ ጉጅለ 20 ኣቢሉ ዝተፈረመ እንትኸውን፥ ኣብ…
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመሰረተ ልምዓት ቴክኖሎጂ ካፒታል ዕዳጋ ንምፍጣር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመሰረተ ልምዓት ቴክኖሎጂ ካፒታል ዕዳጋ ንምፍጣር ዝውዕል 400 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣፅዲቁ፡፡
እቲ ደገፍ ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝመሓደር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ መንግስቲ ትልሚ 2017 ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ…
ንፅህቲ ኢትዮትጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተጀመሩ ተግባራት ምጥንኻር ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሌሊሴ ነሜ (ኢ/ር)ንፅህቲ ኢትዮትጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተጀመሩ ተግባራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ይግባእ ኢለን፡፡
ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ…
ልዕሊ 5 ሺሕ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2017 ዓ.ም ልዕሊ 6 ሺሕ ምርመራታት ብምክያድ ልዕሊ 5 ሺሕን 600 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኢሉ ፖሊስ ፌዴራል።
ሓላፊ ዋና መምርሒን ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራልን ተወካሊ ሓላፊ ቢሮ ምርመራ ገበንን ሙሊሳ ኣብዲሳ ኣብ ዝሃብዎ…