Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ፕሬዚዳንት በዓል መዚ ባህሊን ሓድጊን ባህሬን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ፕሬዚዳንት በዓል መዚ ባህሊን ሓድጊን ባህሬን ሜይ ቢንት መሓመድ ኣልከሊፋ ተዛቲዮም።
ኣብቲ እዋን ናይ ክልቲአን ሃገራት ሕውነታዊነት፣ ባህሊክብሪን ርክብን ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ኣድሂቦም…
ንግድብ ህዳሰ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 272 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ንግድብ ህዳሰ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 272 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ኤጀንሲ ዳይሳፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ካብ ዳያስፖራ ካብ ሓምለ ክሳብ…
ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔቴ ዌበር ተዛቲየን።
ወይዘሮ ሙፈሪያት ኣብ ዘተአን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን።
ሕበረት ኣውሮፓ…
ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሠራዊት ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሠራዊት ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ድጋፍ ካብቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ ናይ ሃገር ሽማግለታትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣረኪቦም።
በዚ እውን ግምታዊ ዋገኦም 2 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ 55 ሰንጋታት…
ብሽፋን ገበርቲ ሰናይ ሽርሒ ዝሽርቡ ትካላት ዝቃወም ወፍሪ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽፋን ገበርቲ ሰናይ ሽርሒ ንዝሽርቡ ትካላት ዝቃወም ወፍሪ ተጠናኺሩ የቕፅል ኣሎ ።
ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ገፁ፥ "ሓገዝ ምግቢ ንህወሓት ኣይሃብናን፤ እቲ ጉጅለ ሰሪቑ ክኸውን ይኽእል እንጂ" ዝብል መግለፂ…
ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ካብ መንበሪኦም ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ብጦርነት ምኽንያት ተፈናቒሎም ኣብ ደሴ ከተማ ንዝርከቡ ወገናት ኢዩ ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ዝተገበረ ድጋፉ ድማ ካብ 1…
ንወፍሪ ህልውና ካብ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ንወፍሪ ህልውና ካብ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ጥራሕ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሰራሕተኛታት መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ሓደ ዓመት ዝኽፈል ናይ ሓደ ወርሒ መሃይኡ…
ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝግም ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሓገዝ ገይሩ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብዝገበሮ ወረራ ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ኢዩ እቲ…
ኣብ ድሬዳዋ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ ተመለስቲ ናይ ቀደም ሰራዊት ኣባላት ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ ተመለስቲ ናይ ቀደም ሰራዊት ኣባላት ምፍናው ተገይሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ አህመድ መሃመድ ቡህ÷ ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር በህወሓት ግብረ ራዕዲ ጉጅለ…
ናይ ደሴ ነጋዶ ንተፈናቐልቲ ወገናት ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደሴ ነጋዶ ካብ ራያ ቆቦን ሰሜን ወሎን ዓፋር ክልልን ንዝተፈናቐሉ ወገናት ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሮም።
2 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ናይ ምሳሕ ግብዣ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ልዕሊ 110 ሺሕ ብር ወፃኢ ተገይሩ።
ብኣንድነት ናሁሰናይ
እዋናዊ…