Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዝተሓብኡ ፍርያታት እናተረኸቡ ብምዃኖም ሓበሬታ ንዝህቡ መበረታትዒ ስርዓት ክዝርጋሕ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዝተሓብኡ ፍርያታት እናተረኸቡ ብምዃኖም ሓበሬታ ንዝህቡ መበረታትዒ ስርዓት ክዝርጋሕ ኢዩ ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋ ዝገብሩ፣ ሰብ…
6ይ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ጀሞ 6ይ ጨንፈፈር ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ተመሪቑ።
እቲ ማእኸል ኣይተ ሽኩር ሀይረዲን ብዝተብሃሉ ገባሪ ሰናይ ተሃኒፁ ኢዩ ስራሕ ጀሚሩ ዘሎ።
ኣብ መዓልቲ 2 ሺሕ ሰባት ምምጋብ ዝኽእል ማእኸል…
ኣብ ኢትዮጵያ ለውጢ ንኽመፅእ መንእሰይ ህይወቱ እውን ብምስዋእ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽቶ ሊግ ብልፅግናን ሰላምን መናእሰይ ኢትዮጵያ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ።
ኣብ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተረኺበን መልእኽቲ ዘመሓላለፋ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች…
ነበርቲ ዞባ ኣላባ ንሳልሳይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኣላባ ንሳልሳይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም።
ምምሕዳር ዞባ ኣላባ ካብ ነበርቲን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ዘተኣኻኸቦ 4 ሚሊየን ብር፣ 172 ሰንጋታትን 39 ኣባጊዕን ኣጣልን፤ ኣመራርሓታት ሰራዊትን እቲ ዞባን፣…
መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ልያ ታደሰ ኣፍሊጠን።
ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ 5 ሺሕን 547 ሰባት ከምዝተለኸፉ ገሊፀን።
ኣብ ሓደ መዓልቲ…
ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጉጅለታት ምንቅስቓስ ንምዕጋት እኹል ምድላው ከምዝገበረ ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጉጅለታት ምንቅስቓስ ንምዕጋት እኹል ምድላው ከምዝገበረ ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባ ኣፍሊጡ።
ናይ ፌደራል፣ ክልልን ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባቲ ግንባር ዝተዋፈረ ሚሊሻ ጎብኒዮም።…
ናይ እዚ ደቡብ ኣባላት ስታፍ ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክፋል ኢትዮጵያ ልኡኽቶኦም እናተዋፅኡ ዝርከቡ ናይ እዚ ደቡብ ኣባላት ስታፍ ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡
እቲ እዚ ኣብ ሰሜን ክፍሊ እታ ሃገር ዘሎ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ንምድምሳስ እናኸፈለ ዝርከብ ናይ ህይወት ዋጋ…
ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ…
ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ናይ ደሴ ከተማ ምምሕዳር ኣፍሊጡ።
ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣበበ ገ/መስቀል፥ ህወሓት ኢትዮጲያዊነት…
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያን ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣሳይሹ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያን ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣሳይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያ ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብን ብዝተዋደዱ ገበናት ዝሰሳተፉን ኣካላት ብምቁፅፃርን ልዕልነት ሕጊ…
ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣስታት 1 ሚሊየን ዜጋታት ንምኽታብ ዘኽእል ወፍሪ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣስታት 1 ሚሊየን ዜጋታት ንምኽታብ ዘኽእል ወፍሪ ከምዝተጀመረ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ዮሐንስ ጫላ ኣፍሊጦም።
ብልዑል ኩነታት ዝላባዕ ዘሎ ኮቪድ 19 ብርብርብ ምዕጋት እንተዘይተኻኢሉ ዋጋ ከኽፍል…