Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብ ኢትዮጵያ ተሰሪቖም ናብ ሆላንድ ዝወሰዱ ጥንታዊ ሓድግታት ክምለሱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ተሰሪቖም ናብ ሆላንድ ዝወሰዱ ጥንታዊ ሓድግታት ክምለሱ ኢዮም።
እቶም ሓድጊታት ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኔዘርላንድስ ናብ ጨረታ ክቐርቡን ክሽየጡን ከምዝነበሩ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኔዘርላንድ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኤምባሲ ከይዲ ጨረታ ንኽቋረፅ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ንኸይቕፅል ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ ኢዩ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ንኸይቕፅል ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተደምሰሰ ዋና መተሓባበሪ ክፍሊ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም።
ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ምስ ላዕለዎት መኮንናት እቲ ክፍሊ…
ሚኒስር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ምስ ኣምባሳደር ሃንጋሪ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ምስ ኣምባሳደር ሃንጋሪ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲላ ኮፓኒ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ጉዳይ ክልተኣዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ከምዘተኮራ ተገሊፁ፡፡
እቶም ኣምባሳደር ከምዝገለፁዎ፥ ካብ ዝቕፅል ወርሒ…
ዳያስፖራ ንሃገራዊ ፕሮጀክታትን እዋናዊ ፃውዒታትን ልዕሊ 1 ቢሊየን ሓገዝ ምግባሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ንሃገራዊ ፕሮጀክታትን እዋናዊ ፃውዒታትን ልዕሊ 1 ቢሊየን ሓገዝ ከምዝገበረ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ካብ ሞንጎ እዚ እቲ 192 ሚሊየን ብር ንህንፀት ግድብ ህዳሰ፣ 29 ሚሊየን ብር ንገበረታ ንሃገር፣ 282 ሚሊየን ንመከላኸሊ…
ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ መሊስካ ህንፀት ሓገዝ ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ መሊስካ ህንፀት ሓገዝ ንኽገብር መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን መንግስቲ ዝወሰዶ በይናዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ኣመልኪቶም ተቐማጥነቶም…
ዓውዲ ፍርያት ዕምበባን ኣትክልቲን ዝምረሐሉን ንምድንፋዕ ዘኽእል ፖሊሲን ስትራቴጂን ተሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ፍርያት ዕምበባን ኣትክልቲን (ሆርቲካልቸር) ንምድንፋዕ ዘኽእል ፖሊሲን ስትራቴጂን ከምዝተሰናድአ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ኣይ መንዳለ ሃብታሙ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ እቲ ዓውዲ ትኹረት ተገይሩሉ ፀገማት…
ኣብ ኣዲስ ኣባ ተፈተንቲ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣባ ተፈተንቲ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ድሕሪ ፈተነኦም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም።
እቶም ተምሃሮ ኣብ ከባቢ ቤት ትምህርቶም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዘሳለጡ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ…
ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ጉባኤ ፅባሕ ሓዊሱ ንክልተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ተፈሊጡ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ…
2 ሺሕን 351 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 351 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ።
ስለዝኾነ ድማ ትማሊ 2 ሺሕን 351 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ…
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመር ሓገዝ ንምግዳብ ንድልድል ተከዘ ኣዕኒዩዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመር ሓገዝ ንምግዳብ ኮነ ኢሉ ንድልድል ተከዘ ከምዘዕነዎ ተገሊፁ።
ሓረስቶት ትግራይ ክረምታዊ ሕርሻ ንኽሰርሑ ንምሕጋዝ ዝወፅአ ኣዋጅ ሰብኣዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ዝነፀገ እቲ ጉጅለ፥ ናብቲ ክልል ዝወስድ መስመር ሓገዝ…