Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሰላም ኩሉ ግዘ ከም ህፃን ክትትል ከምዘድልዮ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ኩሉ ግዘ ከም ህፃን ክትትል ከምዘድሊዮ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ፥ ኣብቲ ክልል መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ሽልማት ኣብ ዝሃቡሉ እዋን…

ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ቅዋም በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሩሲያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ቅዋም በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሩሲያ ገሊፃ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ትግራይ ተግባራዊ ዝወሰኖ ውሳነ ኣብቲ ክልል ለውጢ ንምምፃእ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ኢዮም ቀዋሚ…

ቦርድ መረፃ ናይ  መወዳእታ ውፅኢታት መረፃ ዕላዊ እናገበረ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ናይ ኩሎም ክልላት መረፃ ውፅኢት መረፃ ክገልፅ ከምዘይከኣለ ገሊፁ። ካብ ሞንጎ እቶም ምኽንያታት፥ ከይዲ ምድማር ብዘይምዝዛሙን ብፀገም ሕፅረት ትራንስፖርት ውፅኢት መረፃ ናብ ማእኸል ተጠቓሊሉ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ቹንግ ኢዩ ዮንግ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዝፀንሐ ኩለመዳይ ርክብ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኣወጆ በይናዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ከምትድግፍ ኬንያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል መራሒ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ኣምባሳደር ሲራጅ ራሺድ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ሕብረት ኣፍሪካን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያን ኣምባሳደር ጆርጅ ኦሪና ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ሲራጅ ራሺድ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል…

ኮርፖሬሽንና ፓርክታት ልማት ኢንዱስትሪን ኢንስቲትዩት ቴክኖቶጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽንና ፓርክታት ልማት ኢንዱስትሪን ኢንስቲትዩት ቴክኖቶጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም መረዳድኢ ሰነድ ሰምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙዎ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሳንዶካን ደበበን ዳይሬክተር እቲ…

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተተሓሒዙ ስምዕታ ምስ ዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ከይዲ ምሃብ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተተሓሒዙ ስምዕታ ምስ ዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳን ምክትል ኣካቢ እቲ ቦርድ ዝኾኑ ውብሸት ኣየለን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝተሳለጠ እቲ መድረኽ…

ብሄራዊ ስርዓት ሓበሬታ ስራሕ ክዝርጋሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ስርዓት ሓበሬታ ስራሕ ከምዝዝርጋሕ ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። እቲ ስርዓት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ድሌት ስራሕን ቁጣርን ዝስንድ፣ ደላዪ ስራሕን ቆፃሪን ብቐሊሉ ዘራኽብን ሓፈሻዊ ዕዳጋ ስራሕ ዘተሓዳድርን ዲጂታል ስርዓት ኢዩ…

ኢትዮጵያን እስራኤልን ክታበት ኮቪድ-19 ብሓባር ምፍራይ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እስራኤልን ክታበት ኮቪድ-19 ብሓባር ምፍራይ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱን ምክትል ኣምባሳደር ኦር ዳንኤልን ኣብ ዓውዲ ጥዕና…

ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ጦር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበሩ መሳርሒታት ጦር ከምዝተትሓዘ ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ቁፅሪ ታርጋኣ ኮድ 3-12568 አ/አ ዝኾነት ናይ ፅዕነት መኪና ኣይሱዚ መበገሲኣ ካብ ከተማ ባህርዳር ፍሉይ ሽሙ ጣቢያ 04 ብምግባር…