Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ብፁእነቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን÷ “ኢትዮጵያ ብኣፃብዕቲ ካብ ዝቑፀሩ…

ኢትዮጵያን ኳታርን ናይ ኢንቨስትመንት ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኳታርን ኣብ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ምስ ኳታር መዘነኦም ቢን ኣህመድ ኣል…

ኢትዮጵያ ንምዕባለ ሕብረተሰብ ጥዕና ኣፍሪካ ዘለዋ ግደ መሪሕነት ዝነኣድ ኢዩ- ጋቪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምዕባለ ሕብረተሰብ ጥዕና ኣፍሪካ ዘለዋ ግደ መሪሕነት ዝነኣድ ኢዩ ኢሉ ጥምረት ዓለም ለኸ ክታበት(ጋቪ)። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ጥምረተት ክታበት(ጋቪ) ሳኒያ ኒሽታር ኣብ ዓውዲ ጥዕና…

ምልክት ቋንቋ ንምስፋሕ ግቡእ ጠመተ ንክግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምልክት ቋንቋ ንምስፋሕ ግቡእ ጠመተ ንክግበር ተሓቲቱ። ዓለም ለኸ ሰሙን ምስማዕ ዝተስኣኖም “ብዘይኣፍልጦ ምልክት ቋንቋ ሰብኣዊ መሰላት ምስማዕ ዝተስኣኖም ክኽበሩ ኣይኽእሉን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዓለም ንመበል 67 ግዘ ኣብ…

ብምትሕብባርን ዲፕሎማሲን ጥራሕ ዝረጋገፅ ፍትሓዊ ተረባሕነት ማይ ናይል

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍትሓዊ ተረባሕነት ማይ ናይል ብምትሕብባርን ዲፕሎማሲን ጥራሕ  ኢዩ ዝረጋገፅ ኢሎም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ፡፡ ኣምባሳደር ዘሪሁን ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ…

ፕሮጀክትታት ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዕድል ፈጠራ ስራሕን ዑደተኛታትን ዘስፍሑ ኢዮም – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክትታት ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዕድል ፈጠራ ስራሕን ዑደተኛታትን ዘስፍሑ ኢዮም ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዞባ ባሌ ኣብ ዝነበረና ናይ ክልተ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ሩባ ወልመል መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ባሌ፣ ወረዳ ደሎ መና ብሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣቢሉ ዝተጀመረ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ሩባ ወልመል መሪቖም። እቲ ፕሮጀክት ሩባ ወልመል ብመስኖ ብዝግባእ ብምጥቃም መፍረያይነት…

ፎረም ጣና ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 11 ፎረም ጣና ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ኣብ ከተማታት ባህር ዳርን ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ መግለጫ፥ እቲ ፎረም…

ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ውፅኢታዊ ተግባራት ተወጊኖም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ውፅኢታዊ ተግባራት ተወጊኖም ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ቅብጠት ዘይኮነስ ምስ ናይ ባዕልኻ ታሪኽ ናይ ምትዕራቕ ጉዳይ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ቅብጠት ዘይኮነስ ምስ ናይ ባዕልኻ ታሪኽ ናይ ምትዕራቕ ጉዳይ ኢዩ ኢሉ ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ፡፡ ምትእስሳር ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን ግደ ክልል ዓፋር ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሰመራ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ዋና ዳይሬክተር…