Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላዩ ሽመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላዩ ሽመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ፡፡ ንዝሓለፉ ክል መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ እንትካየድ ዝፀንሐ እቲ ቤት ምኽሪ፤ ሎሚ መዓልቲ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡-

ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ብኹሉ መዳይ ባህሊ ፈጠራ ስራሕ ብምስራፅ ቀፃሊ ዝኾነን ቅልጡፍን ዕቤት ጋህዲ ንምግባር ኢንተርፕረነርሽፕ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ። ሎሚ ሪቒቕ ፖሊሲ ልምዓት ኢንተርፕረነርሽፕ ፌዴሪኢ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ዲጂታል ካውንስል ብመርበብ ሓበሬታ ልዝብ ኣካይድና። ፖሊሲ…

በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንጄፒኤስ ቴሌቪዥን መጠንቀቕታ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንጂሰስ ፕሮፌቲክ ስፕሪት ቸርች (ጄፒኤስ ቴሌቪዥን ጣቢያ) መጠንቀቕታ ሂቡ፡፡ እቲ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት ዘመሓላልፉዎም ትሕዝቶታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ሃገርና ናፅነት ሃይማኖትን…

ትካላት ትምህርቲ መሕለዊ ድሌት ፖለቲካ ተገይረን ፀኒሐን ኢየን – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትምህርቲን ፖለቲካን ስለዝተደበላለቑ ትካላት ትምህርቲ መሕለዊ ድሌት ፖለቲካ ተገይረን ፀኒሐን ኢየን ኢሎም ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፡፡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ትምህርቲ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ኣምቦ…

ኣብ ሃዋሳ ዓመታዊ በዓል ንግሲ ቅዱስ ገብርኤል ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምርሒ ፖሊስ ከተማ ሃዋሳ ዓመታዊ በዓል ንግሲ ቅዱስ ገብርኤል ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ ኢሉ። ኣዛዚ እቲ መምርሒ ኮሚሽነር ግርማ ማቴዎስ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝሉዎ፤ ኣጋይሽ ተቐቢሉ ንትእንድን እቲ በዓል ንግሲ ብድምቀት ንምኽባር…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዘህነፆም ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ኤምባሲ ኬኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዘህነፆም 20 ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ኣረኪቡ። እቲ ሚኒስቴር ነቶም ኣባይቲ ኣብ ዝገበሮም ስነ ስርዓት ርኽከብ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፣…

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል ሓላፍነት ኣለወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል ሓላፍነት ኣለወን ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ። መበል 48 መድረኽ ዘተ ጉሚ በለል  “ብሄራዊ ራብሓን መራኸብቲ ሓፋሽን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቤት…

ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሓሰን ዓሊ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ መጀመሪያ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዝነበሩ ኣይተ ሓሰን ዓሊ ደሕሪ 29 ዓመታት ናብ ሃገሮም ሎሚ ተመሊሶም። ኣይተ ሓሰን ዓሊ ምስ ስድረኦም ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር  ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…

መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 15 ክሳብ 19 ጥሪ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 15 ክሳብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ። ኣብቲ ሓይሊ ኣየር ኣዛዚ ቀዳማይ ምድብ ኣየርን ኣተሓባባሪ እቲ በዓልን ብ/ጄነራል ብሩክ ሰይፉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

መድረኽ ዘተ ስለኢትዮጵያ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ዘተ ስለኢትዮጵያ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከበላ ጎባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን፣ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካ ጌታቸው ረዳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…