Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ጁባ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ ገንዘብ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጁባ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ከምኡውን ናይቲ ኤምባሲው ዲፕሎማታት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 965 ሸሕ ብር ደገፍ ገይሮም።
እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብመሰረት ዝቐረበሎም ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ምሃቦም…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ዓፋር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ስዒቡ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበሩ ሓገዛት ንኽጠናኸሩ ፃዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ዓፋር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ስዒቡ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበሩ ሓገዛት ንኽጠናኸሩ ፃዒት ቀሪቡ።
እቲ ጉጅለ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ከም ፋንተሩሲን ከልዋን ዝበላ ዞባታት ዝነበሩ ብዙሓት ዜጋታት ካብ መረበቶም…
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ብኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብዝተፈፀመ ዘሰቅቕ ጨፍጫፍ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ፈንቲ ረሱ ጊዚያዊ መፅለሊ ጋሊኮማ ኣብ ዝነበሩ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ብኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብዝተፈፀመ ዘሰቅቕ ጨፍጫፍ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
ኣብ ልዕሊ ዶብ ኢትዮጵያ ኣኽባሪ ዝኾነ ህዝቢ…
ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣባላት ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣባላት ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን፡፡
ኣብ ዘተአን ድማ ኢንቨስተራት ህንዲ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ከዕብዩ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ኣድሂን ተመያይጠን፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ…
ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዘጋውሑዎ ዘለዉ ሓበሬታ ዝተዛበዐን ሚዛናዊነት ዝጎደሎን ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዘጋውሑዎም ሓበሬታታት ዝተዛበዐን ሚዛናዊነት ዝጎደሎን ከምዝኾነ መፃሪዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝጀመሮ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ንምፍሻል ዜጋታት ሃገሮም…
ሓገዝ ምግቢ ሒዘን ናብ መቐለ ዝኣተዋ ቁፅሪ ፅዕነት መኻይን 277 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓገዝ ምግቢ ሒዘን ናብ መቐለ ዝኣተዋ ቁፅሪ ፅዕነት መኻይን 277 ከምዝበጽሐ መፃሪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና …
ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 51 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 51 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም።
ብተወሳኺ ደም ብምልጋስ ነቲ ሰራዊት ዘለዎም ኣጋርነት ገሊፆም።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ ከምዝበልዎ፥ ካብ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን…
ንሰራዊት ምክልኻል ድላዪ ሓገዝ ንምግባር ቆራፃት ከምዝኾኑ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ድላዪ ሓገዝ ንምግባር ቆራፃት ከምዝኾኑ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ።
ሰራዊት ምክልኻል ንሉኣላዊነትን ሓድነትን ሃገር ዝኸፍሎ ዋጋ ተሓሳቢ ገይሮም ኣብ ዝኾነ ግዘን ኩነታትን ኣብ ጎኑ ከምዝኾኑ ንምግላፅ…
ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ እግረኛ ሓይሊታት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ፀላኢ ዘየዳግም ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ እግረኛ ሓይሊታት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ፀላኢ ዘየዳግም ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ።
በዚ ድማ ብዙሓት ኣባላት እቲ ኣሸባሪ ጁንታ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ።
35 ኣባላት እቲ ኣሸባሪ ጁንታ ዝተማረኹ እንትኾኑ፥ ካብ መንጎ እቶም…
ናብቲ ጉጅለ ራዕዲ ክልኣኽ ዝነበረ ልዕሊ 5 ናይ ክላሽን ጥይት ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ናብቲ ጉጅለ ራዕዲ ክልኣኽ ዝነበረ ልዕሊ 5 ናይ ክላሽን ጥይት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።
ተወካሊ ክትትል ሓይሊ ዘመቻ እቲ እዚ ሻለቃ ጌታቸው ዋሬ ÷ እቲ ጥይት ኣብ ክልተ ቁፃር ብኣድጊ ተፃዒኑ እንትኸይድ ኣብ ጫካ ከምዝተትሓዘ ተዛሪቦም።…