Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስትር ሕርሻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ንሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ንመላእ ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን፣ በቢብርኩ ንዝርከቡ…
ንኢትዮጵያ ከፍርስ ኢየ ኢሉ ዝተለዓለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሳብ መወዳእታ ክንድምስሶ ኢና – ተመረቕቲ ወታደራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽኣርባ ብመሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጠኖም ወታደራት ኣመሪቑ።
ተመረቕቲ ወታደራት ኣብ ጻንሒቶም፥ ዘተኣማምን ወታደራዊ ስልጠና ምርካቦም ንግዜኢ ተዛሪቦም።
ስለዝኾነ ድማ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝሰርሑ ሓይሊታት ወፃኢን ናይ…
ካብ መቕደላ ተዘሪፎም ዝተወሰዱ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መቕደላ ተዘሪፎም ዝተወሰዱ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን ንዝርከብ ኤምባሲ ኢትጵያ ተመሊሶም።
ብ1868 ብሃፀይ ቴድሮስ ዘመነ መንግስቲ ኣብ እዋን ኲናት መቅደላ ኣምባ ዝተዘረፉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ብዕሊ ናብቲ ኤምባሲ ተመሊሶም።
ካብ ሞንጎ…
ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ፀሓፊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ፀሓፊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ራሚሮ ሎፔዝ ዳ ሲልቫ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂበን ተዛቲየን።
እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብመንግስቲን ወሃብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ትካላትን…
ጅግንነት ናይ ተጋዳላይነት፣ ናፅትን ሰዓራይነትን ውፅኢት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግንነት ናይ ተጋዳላይነት፣ ናፅትን ሰዓራይነትን ውፅኢት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ጅግንነት ብዙሕ መልክዕ ከምዘለዎ ገሊፆም፡፡
ብማዃኑ ድማ…
ብፍርያት ምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ዝተኻየደ ኩለመዳይ ፃዕሪ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ሚኒስትር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍርያት ምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ዝተኻየደ ኩለመዳይ ፃዕሪ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ፍርያት ዝራእቲ ክረምቲ ናብ 342 ሚሊየን ኩንታል ክብ ከምዝበለ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ብትሑት ትሕዝቶ ዝፈሪ ዋና ዋና ዝራእቲ ክረምቲ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2003…
4 ጳጉሜን መዓልቲ ጀግንነት
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ 4 ጳጉሜን “ጀጋኑ ሃገረይ ከኽብር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቓል መዓልቲ ጀግንነት ክኽበር ኢዩ።
ኣብዚ መዓልቲ ብፍሉይ ብዋጋ ዘይትመን ናይ ህይወት መስዋእቲ እናኸፈሉ ሰላምን ክብሪን ሃገር ንምኽባር ደው ዝበሉ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ…
ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣሰልጠኖም ኣባላት ሪፐብሊካን ጋርድ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣሰልጠኖም ኣባላት ሪፐብሊካን ጋርድ ኣመሪቑ።
ዳይሬክተር ጀነራል ኣገልግሎት ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ፥ ኣባላት ሪፐብሊካን ጋርድ ልዑል ሓላፍነትን እምነትን ዝተውሃቦም ኢዮም ኢሎም።…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ተዛተዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ዶክተር ሼከሃር ሜሂታ ተዛተዮም።
ሼክሃር ሜሂታ ትካሎም ትምህርቲ ንምስፍሕጻሕ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምብቃዕ፣ ንደቂ ኣኒስቲዮ መሐለዊ…
ኣይተ ኣገኘሁ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ስቴቨን ኦማም ዎሬ ተዛቲዮም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ኣምሓራ ብዝኸፈቶ ወረራ ልዕሊ 500 ሺሕ ዜጋታት ምፍንቓሎምን ልዕሊ…