Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምድላው ጎስጓስ ምረፁኒ ፓርቲታት ብልፅግናን ኢዜማን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ  ብልፅግናን ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ)ን ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምድላው ጎስጓስ ምረፁኒ ገይርና ኢሎም። ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩ…

ወርሒ ረመዳን ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክነሕልፎ ይግባእ – ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ወርሒ ረመዳን ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክነሕልፎ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ። ወርሒ ረመዳን ኣመልኪቶም መግለፂ ዝሃቡ እቶም ፕሬዚዳንት÷ ንመላእ ማሕበረሰብ ሙስሊም…

9ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)9ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ፎረም “መፃኢ ግዘ ኣፍሪካ ብፋይናንስ ምድጋፍ፣ ስራሕን ኢኖቬሽን ንዘላቒ ትራንስፎርሜሽን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ቀንዲ ዕላማ እቲ ፎረም ቢዝነስ…

ኢትዮጵያ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ እተሃንፅን ትመርሕን ክትከውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዘበን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ተመልካቲት ጥራሕ ዘይኮነስ እቲ ዓውዲ እተሃንፅን ትመርሕን ክትከውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ማእኸል ፈጠራ…

ስትራቴጂያዊ ጉልበት ሃፍቲ ማይ ንኣፍሪካ ዝገለፀት ኢትዮጵያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ሓፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ትካላትን ሰብ ሞያ እታ ኣህጉርን ማእኸል ዲፕሎማሲ ኣብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ኣተኣናጊዳ ኢያ። ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መቐመጢት እቲ…

ዘደንቕ ለውጢ ከተማና ነቶም ጉባኤታት ልዑል ሞገስ ኮይኑ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምህዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተቐባላይነታ ጋሻ ኢትዮጵያዊያንን ዘደንቕ ለውጢ ከተማናን ነቶም ጉባኤታት ልዑል ሞገስ ኮይኑ ኢዩ ኢለን። እተን ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን 2ይ ጉባኤ…

ኢትዮጵያን ጀርመን ወታደራዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻ ፌዴሪኢ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ጀርመን ሙኒክ ዝተኻየደ መበል 62 ኮንፈረንስ ፀፅታ ሙኒክ ተሳቲፉ። እቲ ኮንፈረንስ ብሕጊ ኣብ ዝተመስረተ ዓለም ለኸ ስርዓት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ንሓዱሽ ኣቦ መንበር ሕብረት…

መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻደ ዝቐነየ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ "ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ስርዓታት ሓለዋ ፅሬትን ምርግጋፅ፥ ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻዱ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ…