Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መናእሰይ ልኡኻት ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ሃገሮም የፋልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ልኡኻት ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል መናእሰይ ብምስታፍ ሃገሮም ንዓለም ኣላልዮም።
መናእሰይ ልኡኻት ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል መናእሰይ ብምስታፍ፤ ውቁብ ባህላዊ…
ናይ ኢትዮጵያ ቡን ብብርኪ ዓለም ሓዱሽ ክብረወሰን ዋጋ ኣመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔሻሊቲ ቡና ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ዘለዎ ልዑል ተደላይነት ዘረጋግፅ ሓዱሽ ታሪኻዊ ክብረወሰን ዋጋ ኣመዝጊቡ ኢሉ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ።
ሓደ ኪሎ ግራም ቡን ጉጂ ብ2 ሺሕን 376 ዶላር (ብናይ ሕዚ ሸርፊ ኣስታት 380 ሺሕ…
ሓገዝ ብሪክስ ንዓውዲ ኣቪየሽን ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ምዃና ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘለዋ ዲፕሎማስያዊን ኢኮኖሚዊን ፅልዋ ብሓዱሽ ደረጃ ዘዕበየትሉ ዓብዪ ስትራቴጂካዊ ምዕራፍ እዩ።
እተን ሃገራት ኣብ ምኽሪ ቤት ዓለም ኣቀፍ ውድብ ሲቪል ኣቪየሽን (ICAO) ውክልና ንምርካብ…
ኢትዮጵያን ኢራንን – ን75 ዓመታት ዝተሳገረ ርክብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ወነንቲ ጥንታዊ ስልጣነን ባህሊን ዝኾና ኢትዮጵያን ኢራንን ዲፕሎማስያዊ ርክበን ካብ ዝጅምራ ልዕሊ 75 ዓመታት ተቖሩ ኣሎ።
ወናኒት ስልጣነ ኣኽሱም ዝኾነት ኢትዮጵያን ማእኸል ስልጣነ ፐርሺያ ዝኾነት ኢራንን ብፍላይ ኣብ ዓውድታት ንግዲን ኢኮኖሚን…
ኢትዮጵያ ሓምላዋይን ዘላቒን ስርዓት ትራንስፖርት ንምህናፅ ትሰርሕ ኣላ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓምላዋይን ዘላቒን ስርዓት ትራንስፖር ንምህናፅ ብቆራፅነት ትሰርሕ ኣላ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)።
እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ…
ኣብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘበነ ትምህርቲ 2019 ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚልዮን ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ 2019 ብዕሊ ጀሚሮም ኢሉ ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ።
እቲ ቢሮ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ኣብ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ብርኪ የካ ኣባዶ መርሃ ግብሪ…
ብሪክስ ዝደገፎ ከይዲ ኣባልነት ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ኢትዮጵያን ካልኦት ዓወታትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ዘርአየቶ ንጡፍ ተሳትፎ ዓወታት ዲፕሎማሲን ኢኮኖሚን ዘስፍሕ ውፅኢት ኣምፂኡ እዩ።
ኣብቲ ጉባኤ ንኢትዮጵያ ዝተውሃቡ ድጋፋትን ጎድና ጎድኒ እቲ መርሃ ግብሪ…
ብሄራዊ ረብሓ ዘቐደመ ጉዕዞ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ምህዳር ጂኦፖለቲካ ሓይሊ ሚዛን እናተቐየረ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢትዮጵያ በዓል ብዙሕ ወገንን ክልተኣዊን ሽርክነታት ብምክያድ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው እናሰርሐት ትርከብ።
ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ምዃና ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ…
ፅኑዕ ሃገረ-መንግስቲ፤ ካብ ህንፀት ትካላት ክሳብ ዘላቒ ዲሞክራሲ
ኣዲስ ኣበባ፣4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖለቲካዊ ብስለትን ኢኮኖሚያዊ ጥንካረን ሓንቲ ሃገር ዝምዘን ብግዝያዊ ስግግር ስልጣን ወይ ብውልቀሰባት ጥራይ ዝተወሰነ ብስለት ኣመራርሓ ጥራሕ ኣይኮነን፤ ኣብ መንጎ ዘበናት ፀኒዖም ብዝቐፀሉ ሃገራዊ ትካላት ጥንካረ እዩ ዝምዘን።
ምስጢር ዕብየት…