Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ዝተመጎሰ እጃም ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብመሪሕነት መንግስቲ መደመር ዝጀመረቶ ጉዕዞ ብራኸ ዲፕሎማሲ ካብ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ዞባን ኣህጉርን ሓሊፉ ዓለም ለኸ ፅዕንቶኣን ተሰማዕነታን እናጉለሀት ትቕፅል ኣላ። ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ፤ ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ…

መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፤ መራሕቲ ኣባልም መሓዙትን ሃገራት ብሪክስ፣ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ይሳተፉ ኣለዉ። ኣባል ሃር ብሪክስ ዝኾነት ኢትዮጵያ እውን…

ህንዲን ኢትዮጵያን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነተን ናብ ሓደሽቲ ዘፈራት ምትሕብባር የሰጋግራ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ህንዲን ኢትዮጵያን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነተን ናብ ሓደሽቲ ዘፈራት ምትሕብባር የሰጋግራ ኣለዋ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ። ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ኣንዋር ኢብራሂም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ኣንዋር ኢብራሂም ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሕዳር 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝገበሩዎ ታሪኻዊ ዑደት…

ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ንህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ንበዓል ሓድሽ ዓመት ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ንህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም። ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ዘሕለፍዎ ናይ እንኳዕ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ካብ 30 ዝበልፁ ማእከላት ምግቢ መኣዲ ኣካፊለን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፣ ነዚ ሓዱሽ…

ሓዱሽ ዓመትን ትልሚን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓዱሽ ዓመት ክመፅእ እንከሎ ሓዱሽ ተስፋ ይሕደስ፤ ሰባት ድማ ንሓደሽቲ ብድሆታትን ዕድላትን ንገዛ ርእሶም የዳልዉ። ሓዱሽ ዓመት ምምፅኡ ኣብ ግምት ብምእታው ንቀፃሊ ጉዕዞ ህይወቶም ሓደሽቲ ውሳነታት ይውስኑ። ኣብ ሓዱሽ ዓመት ዝሓሸ ህይወት…

መላእ ኢትዮጵያውያን ሓዱሽ ዓመት የኽብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መላእ ኢትዮጵያውያን ሓድሽ ዓመት 2019 ተቐቢሎም ኣብ ምኽባር ይርከቡ። መለወጢ ዘበን ኢትዮጵያውያን ዝኾነት ሓደ መስከረም ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረት ይርከብ። ኣቦታት ሃይማኖት ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ናይ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን2019 ሓዱሽ ዓመት ናይ እንዃዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን2019 ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ኢትዮጵያውያን ናይ እንዃዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን፡፡ እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ናይ እንዃዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ፣ ሓዱሽ ዓመት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ንሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መኣዲ ኣካፊሎም። እዚ ሰናይ ክብሪ ኣብ ከምዚ ዝበለ በዓላት ብሰፊሑ ባህሊ ኮይኑ ምቕፃሉ ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ መለለዪ ኢትዮጵያውያን ምዃኑ…