Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ መደባት 2013 ዓ.ምን ትልሚ 2014 ዓ.ም ብምርኣይ ውሳነ ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብቢቂላ ቱፋ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ንትግራይን ካልኦት ከባቢታትን ዝኸውን ሓገዝ ኣብ መኽዘን ኣሎ-ሳማንታ ፓውር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መኽዘን ዘሎ 58 ሺሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ከምዘሎ  ዳይሬክተር  ዓለም ለኻዊ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤድ) ሳማንታ ፓወር ገሊፀን። ሳማንታ ፓውር ኣብ ቲውተር ገፅ ከምዝበልኡ፥ እቲ ሓገዝ እኽሊ ናብ ተሓገዝቲ…

ኣሸባሪ ህወሓት ዝገብሮ ዘሎ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዘተሓሳሰበን ሳማንታ ፓወር ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ዝገብሮ ዘሎ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዘተሓሳሰበን ዳይሬክተር ዓለም ለኻዊ ኤጀንሲ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤድ) ሳማንታ ፓወር ተዛሪበን።   እተን ዳይሬክተር ትማሊ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ቅድም ክብል ኣብ ትግራይ…

ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ካልኣይ ዙር ልዕሊ 66 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  28 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ንሰራዊት ምክልኻል ካልኣይ ዙር ልዕሊ 66 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ኣካቢት ኮሚቴ ምትእኽኻብ ደገፍ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋጤ ሰርሞሎ፥ ካብቲ ክልል ዝተኣከበ ልዕሊ 40 ሚሊየንን 243 ሺሕ ብር ብጥረ…

ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ። እቶም ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ ናብ ሰራዊት ንምሕዋስ ፍቓደኛታት ዝኾን እንትኾኑ፥ ብዓበይቲ ዓዲ ምርቓትን ፀሎትን ኢዮም ተፋኒዮም።…

ኣመራርሓ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህፃናት ትግራይ ገበን ኩይናት ይፍፅሙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ኣሸበሪ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህፃናት ትግራይ ገበን ኩይናት ይፍፅሙ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ተገዲዶም ናብ ኩይናት ዝኣተዉ ሰገናት ኣብዚ ዘመን ፍትሓዊ ናብ ዘይኮነ ኩይናት ዘእተውዎም ኣካላት ኣብ ልዕሊ ህፃናት ዝፍፅምዎ ዘለዉ ተግባር ዘሕፍር…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕን መሪሕ ትልምን ብዝምልከት ዘተ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2013 ዓ.ምን መሪሕ ትልምን ብዝምልከት ዘተ የካይድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዳማ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች አቤቤ፣ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ኣተሓባባሪ ማእኸል ህንፀት…

ካብ ዝተጣየሻሉ ዕላማ ወፃእ እንትንቀሳቀሳ ዝነበራ ሰለስተ ትካላት ወፃኢ ተኣጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተጣየሻሉ ዕላማ ወፃእ እንትንቀሳቀሳ ዝነበራ ትካላት ወፃኢ ከምዝተኣገዳ ኤጀንሲ ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ MSF HOLLAND ካልኣይ NORWEGIAN REFUGEE COUNCIL ሳልሳይ AL MAKTOUME FOUNDETION ዝተብሃላ…

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተሸሊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ቤተሰብን ህፃናትን ዲሞክራቲክ  ሪፐብሊክ ኮንጎ በበዓመቱ 31 ሓምለ ዘኽብሮ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓን ኣፍሪካ ምኽኒያት ብምግባር ንፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሸሊሙ። ኣብቲ ፕሮግራም ንሃገሮምን ኣፍሪካን ልዑል ኣስተዋፅኦ…

157 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)157 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ትማሊ ናብ መቐለ መእታወን መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ጉዳይ ገሊፁ። እተን ተሽከርከርቲ ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ዝፀዓና እንትኾና፥ ካብ ትካል ምግቢ ዓለም፣ ዩኒሴፍን ዩ.ኤን .ኤፍ.ፒ.ኤ ውድብ…