Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዲጂታል ዲፕሎማሲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ሙሁራን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ኢዩ፡፡
ምክትል ቀዳማይ…
ወይዘሪት ሄራን ገርባ ተዓዋቲት ሽልማት ሽጋራ ዘይትከኸሉ መዓልቲ 2021 ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ምግቢን ኣፋውስን ኢትዮጵያ ወይዘሪት ሄራን ገርባ ተዓዋቲት ሽልማት ሽጋራ ዘይትከኸሉ መዓልቲ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ኮይነን።
እተን ዋና ዳይሬክተር፥ ኢትዮጵያ ሰባት ኣብ ዝተኣከቡሉ ቦታ ሽጋራ ከይትከኽ ዘውፀአቶ…
ዝቕፅል ከይዲ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ተዓዘብቲ ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ተዓዘብቲ ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ።
ትማሊ ምሸት ነበር ፕሬዚዳንትን ናይጄሪያንኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሓላፊ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ዝኾኑ ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ።…
ትራንስፖርት ባቡር የኢትዮ-ጂቡቲ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቶን ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ምጉዕዓዙ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር የኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቶን ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ከምዘጓዓዘ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ማሕበር ኣክሲዮን ኢንጂነር ጥላሁን ሰርካ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ቀዳማይ ዓመት…
ኣብ ህንፀት ሰላም ሃገር ርኢቶ ኣካላት ድሕንነትን ፀፅታን ብዝብል ርእሲ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ምስ ሚኒስትር ሰላም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብምትሕብባር “ኣብ ህንፀት ሰላም ሃገር ርኢቶ ኣካላት ድሕንነትን ፀፅታን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሌተናል…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብዚ ሰሙን ንመራኸቢ ሓፋሽ ዝሃቡዎ ቃለ መሕትት ኣብ እዋን ፅሞና ክመሓላለፍ ከምዘይግባእ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣታሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብዚ ሰሙን ንመራኸቢ ሓፋሽ ዝሃቡዎ ቃለ መሕትት ኣብ እዋን ፅሞና ከይመሓላለፍ ክብል በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣታሳሲቡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ…
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምክፍፋል ናውቲ መረፃ ምጅማሩ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምክፍፋል ናውቲ መረፃ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።
ሓላፊት ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቦርድ ወይዘሪት ሶሊያና ሽመልስ ኣብ እዋናዊ መግለፂ ሂበን።
ወይዘሪት ሶሊያና ኣብ መግለፂአን፥ ምዕሻግን ምክፍፋልን ናውቲ መረፃ ብዝምልከት ኣብ ክልል…
ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ጆርዳን ኣሰናቢተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ጆርዳን ከምዘሰናበታ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳናት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ…
ኣብ ዞባ ሸካ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሸካ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…
ኢማም ግብፂ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ መግለፂ ሓቂ ኢትዮጵያ ዝኸሓደ ኢዩ – ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ኢማም ግብፂ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ መግለፂ ሓቂ ኢትዮጵያ ዘይተመልከተን ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ከምዝኾነ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም።
ኣብዚ ሰሙን እዚ ዓለም ለኻዊ እስልምና ግብፂ ዝኾኑ ዓቢዪ ኢማም ሼክ ኣልሃዛር-ኣህመድ…