Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲየን 

አዲስ አበባ፣ ሃምሌ 23፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ፀፅታዊን ሰብኣዊ ሓገዝን ብዝመልከት ምልዛቦም ተገሊፁ።…

ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛ መንግስቲን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛ መንግስቲን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ኢስሃቅ ኣብዱልቃድር÷ ሃገር ንምድሓን ንዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ከም ክልል ዝተፈላለዩ…

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ክልል ሲዳማ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ክልል ሲዳማ ምፍናው ተገይሩሎም። ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕዋስ ፍቓደኛታት ንዝኾኑ ልዕሊ 4 ሺሕ መናእሰይ ኢዩ ምፍናው ተገይሩሎም። ብተወሳኺ መንግስቲ እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥  …

ፋይናንሺያል ታይምስ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ሒዙዎ ዝወፅአ ፀብፃብ ሚዛናውነቱ ናብ ህወሓት ዘዘንበለ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋይናንሺያል ታይምስ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ሒዙዎ ዝወፅአ ፀብፃብ ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ብምብፃሕ ፃሕታሪ ከምዝኾነ ዘየርእይ፣ ደው ምባል ተኹሲ ብምጥሓስ ህፃናት እንተይተረፈ ናብ ኲናት…

ሚኒስትር ሰላም ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካ ሰላምን ውሕመ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካ ሰላምን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ዶክተር ሮዝማሪ ዲካርሎ ተዛቲየን እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ እቲ ዘተ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ…

ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሰ ደገፍ ገንዘብ ዝገብረሉ ሓዱሽ ዌብሳይት ስርሑ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሰ ደገፍ ገንዘብ ዝገብረሉ itsmydam.et ብዝብል ዝተኸፈተ ሓዱሽ ዌብሳይት ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ተፈሪ መለሰ፣ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሰላምን እርቅን ህብረት፣…

ኢትዮጵያ ንምድሓን ክንወፍር ኢና፤ ኢትዮጵያ ንምኽዳን ክንተክል ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድሓን ክንወፍር ኢና፤ ኢትዮጵያ ንምኽዳን ክንተክል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ሐዚ ዘጋጠማ ፈተና ብዓወት ክትሻገሮ ኢያ…

ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ንምኽባር ሕጊ ፌዴራል ፖሊስ ብመሰረት ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ናብ ግንባር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ፀፅታ ንምኽባር ሕጊ ፌዴራል ፖሊስ ብመሰረት ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ናብ ግንባርን ንብ ዝተመደቡሉን ኣምሪሖም። ግሥለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሰራዊትን ዝፍፅሞ ዘሎ ተግባር ራዕዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ማርክ ጋርኑ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃደ ኢዩ ነይሩ። ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት…

ንህወሓት ዘውግዝ ሰልፊን ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደምን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ወላይታ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተግባር ኣሸባሪ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊን ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደምን ኣብ ዞባ ወላይታ ወረዳ ዳሞት ሶሬን ከተማ ጉኑኖን  ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ፥ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ፣ ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት…