Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መበል 33 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምብራቕ ናይል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምብራቕ ናይል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጅነር ስለሽ በቀለ፣ ሚኒሰስትር ማይ ደቡብ ሱዳን ማናዋ ፒተር ጋትኩታ ከምኡ እውን ሚኒስትር…

ስትራቴጂክ ትልሚ 5 ዓመት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ዝምልከት ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂክ ትልሚ 5 ዓመት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ዝምልከት ልዝብ ይግበር ኣሎ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መዓዛ ኣሸናፊ ኣብ ዝተረኸባሉ ልዝብ፥ ፕሬዚዳነታት ላዕለዎት ኣቢያተ ፍርዲ ክልላት እውን ተሳተፍቲ ኮይኖም። ኣካላት ሰብ ሞያ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 67 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ተዛቲዩ። ሚኒስትር ገንዘብ…

ኣምባሳደር ሌንጮ ምስ ሚኒስትር ዴኤታታት ጉዳያት ቆንስላ ጉዳያት ኣፍሪካን ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ኣፍሪካ ስዑድ ዓረብ ኣምባሳደር ኣሕመድ ቀጣንን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ቆንስላ እታ ሃገር ኣምባሳደር ተሚም ኣል-ዶሰሪን ተዛቲዮም።…

“ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ንብልፅግና፤ ብልፅግና ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ” ብዝብል መሪሕ ቃል ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) “ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ንብልፅግና፤ ብልፅግና ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ድጋፍ ደቂ ኣንስትዮ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓር ብልፅግና ወኪለን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ዝዳደራ…

ካልኣይ ዙር ህፁፅ ሓገዝ ኣብ መቐለ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ምስ ትካል ተራድኦ ብምዃን ዘቕረብዎ ስርናይ፣ ዘይቲን ዓተረን ብማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት) ኣቢሉ ንተሓገዝቲ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ሓገዝ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 379 ሺሕን 946 ተመዛበልቲ ደገፍ ዘድሊዮምን ወገናት ተበፃሕቲ…

ሃገራዊ ለውጢ ንክመፅእ ብዙሓት መናእሰይ ህይወቶም አሀጊሮም ኢዮም – ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ንክመፅእ ብዙሓት መናእሰይ ህይወቶም አሀጊሮም ኢዮም ክብላ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች አቤቤ ገሊፀን። ድጋፍ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ ደገፍ፥…

ኮሌጅ ጦር ምክልኻልን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ፌዴሪኢን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ሰነድ ኣዛዚ ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ሜጀር ጀኔራል ሃብታሙ ጥላሁንን ዋና ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኒኮላስ ቮን ኣርክ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መዛዘሚ ክትዕ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ፓርቲታት ፖለቲካ ብምዕዳም እናካየዶ ዝነበረ ክትዕ መዛዘሚ ኣካይዱ። እቲ ጣቢያ ፓርቲታት ፖለቲካ ብምዕዳም ትሽዓተ ግዘ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ክትዕ ንኸካይዱ ገይሩ ኢዩ፡፡ ብምዃኑ…